Skip to content

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
Primary Menu
  • Home
  • News
    • Local News
    • International News
    • Sport News
    • Uncategorized
  • PROGRAMS
  • Archives
  • Donate To Eripm
  • Contact Us
  • About Us
ኬንያን ኢትዮጵያን ወተሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን Messenger_creation_F2A29FB5-A072-4947-890B-BDEB49911873

ኬንያን ኢትዮጵያን ወተሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን

eripm September 26, 2025
ኢትዮጵያን ኬንያን ድሕሪ 62 ዓመታት ንፈለማ እዋን ዓቢ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ክህልወን ስምምዕ ምፍራመን ተገሊጹ። እቲ ትማሊ ኣማስዩኡ...
Read More Read more about ኬንያን ኢትዮጵያን ወተሃደራዊ ስምምዕ ከቲመን
ፈረንሳ ውን ሃገርነት ፍሊስጤም ኣዊጃ Messenger_creation_600BF6A8-D975-4334-A9F2-9D0AFDDF4FB2

ፈረንሳ ውን ሃገርነት ፍሊስጤም ኣዊጃ

eripm September 24, 2025
ሓያሎ ሃገራት ዓለም፡ ንሃገርነት ሃገረ ፍልስጤም ኣፍልጦ ናብ ዝህባሉ ዘለዋ እዋን፡ ፈረንሳ ውን ኣፍልጦ ሃገርነት ፍሊስጤም ምእዋጃ...
Read More Read more about ፈረንሳ ውን ሃገርነት ፍሊስጤም ኣዊጃ
ስጋኣት ኲናት ህወሓትን ፈደራልን Messenger_creation_C20D46C1-5050-44EA-A5E5-334FC42F896C

ስጋኣት ኲናት ህወሓትን ፈደራልን

eripm September 24, 2025
ኣብዚ እዋን’ዚ ንከተማ መቐለ ሓዊስካ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ፡ ውድባዊ መድረኻት ይካየዱ ምህላዉ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ እቲ ብህወሓት...
Read More Read more about ስጋኣት ኲናት ህወሓትን ፈደራልን
ጉጅለ ህግደፍ ጉዳይ ባሕሪ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ምብጽሑ ገሊጹ። Messenger_creation_780560B3-B8A1-49BD-887C-4A6BA43B6A84

ጉጅለ ህግደፍ ጉዳይ ባሕሪ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ምብጽሑ ገሊጹ።

eripm September 24, 2025
ጉጅለ ህግደፍ ትማሊ ኣማስዩኡ ብመንገዲ ናይ ሚዲያ ወሃቢ ቃሉ የማነ ቻርሊ ኣብ ዝሃቦ መተሓሳሰቢ፡ ብጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ...
Read More Read more about ጉጅለ ህግደፍ ጉዳይ ባሕሪ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ምብጽሑ ገሊጹ።
ጉጅለ ህግደፍ ሰዊርዎ ንዝጸንሐ ወዲ ፊተውራሪ ናብ ሰራዊት መሊስዎ። Messenger_creation_1AC584A8-DC57-4729-8B47-0E1456E9191B

ጉጅለ ህግደፍ ሰዊርዎ ንዝጸንሐ ወዲ ፊተውራሪ ናብ ሰራዊት መሊስዎ።

eripm September 19, 2025
ንኲናት ኣብ ዝዳለወሉ ግዜ ዘገድስዎ ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ማእሰርቲ ብምፍታሕን ካብ ምድስካል ናብ ንጡፍ ስራሕ ብምምላስን ዝፍለጥ...
Read More Read more about ጉጅለ ህግደፍ ሰዊርዎ ንዝጸንሐ ወዲ ፊተውራሪ ናብ ሰራዊት መሊስዎ።
ርክብ ህግደፍን ህወሓትን ፋኖን ኣብ ማይሓባር Messenger_creation_AE40A2E3-32BB-4712-832D-DEF456AD8C8F

ርክብ ህግደፍን ህወሓትን ፋኖን ኣብ ማይሓባር

eripm September 19, 2025
ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ብንጥፈት ዝዋሳእ ዘሎ ጉጅለ ህግደፍ፡ ላዕለዎት መራሕቲ ህወሓትን፡ ኣዘዝቲ ሓይልታት ፋኖን ዝተሳተፍዎ ስሉሳዊ ዘተ፡...
Read More Read more about ርክብ ህግደፍን ህወሓትን ፋኖን ኣብ ማይሓባር
ጋዜጠኛን መስራቲ ራድዮ ኤረናን ብንያም ስምኦን ተዓዋቲ ፐን ኤርትራ ኮይኑ። Messenger_creation_204CBD8C-BF16-437A-9DD5-F74720CB932C

ጋዜጠኛን መስራቲ ራድዮ ኤረናን ብንያም ስምኦን ተዓዋቲ ፐን ኤርትራ ኮይኑ።

eripm September 19, 2025
ኣብ 18 መስከረም 2001 ንዝተፈጸመ ምዕጻው ጋዜጣታት ብሕትን ምእሳር ጋዜጠኛታትን ምክንያት ብምግባር፡ ዓመታዊ ሽልማት መሰል ምግላጽ ሓሳባት...
Read More Read more about ጋዜጠኛን መስራቲ ራድዮ ኤረናን ብንያም ስምኦን ተዓዋቲ ፐን ኤርትራ ኮይኑ።
እስራኤል ኣብ ቃዛ ገበናት ምጽናት ዓሌት ከምዝፈጸመት ተረጋጊጹ። Messenger_creation_A8A78C1D-E077-4E29-B5CE-ABCB927AC484

እስራኤል ኣብ ቃዛ ገበናት ምጽናት ዓሌት ከምዝፈጸመት ተረጋጊጹ።

eripm September 17, 2025
መርማሪ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ እስራኤል ኣብ ቃዛ ኣብ እተካይዶ ዘላ ወተሃደራዊ ወፍሪ፡ ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ገበናት...
Read More Read more about እስራኤል ኣብ ቃዛ ገበናት ምጽናት ዓሌት ከምዝፈጸመት ተረጋጊጹ።
ኩነታት ድሃይ ዘጥፈአት መርከብ ንብዙሓት የሻቅል Messenger_creation_A1F69869-309F-4310-A7A0-1ADA9B930329

ኩነታት ድሃይ ዘጥፈአት መርከብ ንብዙሓት የሻቅል

eripm September 17, 2025
ኩነታት ናይታ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ስደተኛታት ሒዛ ዝተበገሰትን፡ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ድሃይ ዘይብላን መርከብ ንብዙሓት ስድራቤታት...
Read More Read more about ኩነታት ድሃይ ዘጥፈአት መርከብ ንብዙሓት የሻቅል
ኢትዮጵያውያን ተዓለምቲ ኣብ ኣፍዓበት Messenger_creation_8A871244-3980-4D47-AB89-16D9C5A85C0F

ኢትዮጵያውያን ተዓለምቲ ኣብ ኣፍዓበት

eripm September 17, 2025
ኣብ ሰላምን ምርግጋእን ክነብር ዘይክእል ጉጅለ ህግደፍ፡ መቀጸልታ ናይቲ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ናይ ኲናት ምትኩታዃት፡...
Read More Read more about ኢትዮጵያውያን ተዓለምቲ ኣብ ኣፍዓበት

Posts pagination

Previous 1 … 6 7 8 9 10 11 12 … 43 Next
                      Donate to ERIPM

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond. EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.

LATEST POSTS

  • መስርሕ ምጽራይ ኲናት ትግራይ ክቅጽል
  • ሶማላውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኤርትራዉያን ከ
  • ድምጺ ሓንቲ ጥይት ውን ኣየድልን’ዩ “ዶ/ር ኣብርሃም በላይ”
  • ቀጻሊ ዕላማ ትራምፕ “ኩነታት ሱዳን”
  • ኤርትራ ዘይብሉ ልምምድ ተካይዱ

FOLLOW US ON SOCIAL MEDIA

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok

You may have missed

መስርሕ ምጽራይ ኲናት ትግራይ ክቅጽል Messenger_creation_419C3A07-5BBD-49B2-9F8E-B792496DED72

መስርሕ ምጽራይ ኲናት ትግራይ ክቅጽል

November 22, 2025
ሶማላውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኤርትራዉያን ከ Messenger_creation_21E1E217-2E8C-456A-A4D7-7132D5C09CA4

ሶማላውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኤርትራዉያን ከ

November 22, 2025
ድምጺ ሓንቲ ጥይት ውን ኣየድልን’ዩ “ዶ/ር ኣብርሃም በላይ” Messenger_creation_C4C85D1A-29C5-4BBB-A525-17A471CB0EB2

ድምጺ ሓንቲ ጥይት ውን ኣየድልን’ዩ “ዶ/ር ኣብርሃም በላይ”

November 22, 2025
ቀጻሊ ዕላማ ትራምፕ “ኩነታት ሱዳን” Messenger_creation_E14DEC7A-7FE2-4F02-8808-0D90E204832A

ቀጻሊ ዕላማ ትራምፕ “ኩነታት ሱዳን”

November 21, 2025

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
| MoreNews by AF themes.