Skip to content

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
Primary Menu
  • Home
  • News
    • Local News
    • International News
    • Sport News
    • Uncategorized
  • PROGRAMS
  • Archives
  • Donate To Eripm
  • Contact Us
  • About Us
ፕረዚደንት ማዳጋስካር ናብ ፈረንሳ ሃዲሙ Messenger_creation_BF32C624-C2B8-4836-9569-1734E511156E

ፕረዚደንት ማዳጋስካር ናብ ፈረንሳ ሃዲሙ

eripm October 15, 2025
ፕረዚደንት ማዳጋስካር ኣንድሪ፡ “ጀን-ዚ ማዳጋስካር” ተባሂሎም ብዝፍለጡ መንእሰያት እታ ሃገር፡ ንኣስታት ክልተ ሳምንታት ክካየድ ንዝጸንሐ ተቓውሞ ንምጭፍላቅ...
Read More Read more about ፕረዚደንት ማዳጋስካር ናብ ፈረንሳ ሃዲሙ
ኢትዮጵያ ናብ ስጉምቲ ካኣቱ”የ ንዝብል መጠንቀቕታ ግብጺ ነጺጋቶ። Messenger_creation_77CA62A3-7F3F-441A-B6EF-C8C3C162C83B

ኢትዮጵያ ናብ ስጉምቲ ካኣቱ”የ ንዝብል መጠንቀቕታ ግብጺ ነጺጋቶ።

eripm October 15, 2025
ኢትዮጵያ፡ ናይ ማይ ድሕነትይ ንምሕላው ኣድላዪ ስጉምቲ ክወስድ’የ ክትብል፡ ግብጺ ንዘቅረበቶ መጠንቀቅታ ከምዝነጸገቶ ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ማይን ጸዓትን...
Read More Read more about ኢትዮጵያ ናብ ስጉምቲ ካኣቱ”የ ንዝብል መጠንቀቕታ ግብጺ ነጺጋቶ።
ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ተቓውሞ ይቅጽል Messenger_creation_2C3BF35B-4C32-4164-9639-6C1C115EAB65

ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ተቓውሞ ይቅጽል

eripm October 15, 2025
ብሰኑይ 13 ጥቅምቲ 2025፡ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለን ከባቢኣን፡ ኣባላት ኣርሚ 22 ተባሂሎም ዝፍለጡ ኣሃዱ ሓይልታት...
Read More Read more about ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ተቓውሞ ይቅጽል
ምስታ ዕውቲ ኖብል ተራኺበ ይገባኣካ”ዩ ኢላትኒ “ትራምፕ” Messenger_creation_2323692C-C247-4F24-8B01-9B4F95C2ED01

ምስታ ዕውቲ ኖብል ተራኺበ ይገባኣካ”ዩ ኢላትኒ “ትራምፕ”

eripm October 13, 2025
ሽልማት ኖብል ይግበኣኒ”ዩ ኣብ ምባል ዝጸንሐ ዶናልድ ትራምፕ፡ ምስ ናይ ሎሚ ዓመት ተዓዋቲት ሽልማት ኖብል ዝኮነት ማርያ...
Read More Read more about ምስታ ዕውቲ ኖብል ተራኺበ ይገባኣካ”ዩ ኢላትኒ “ትራምፕ”
ቡርኪናፋሶ ብጉዳይ ጸጥታ ሰራሕተኛታት ቀይዳ Messenger_creation_194EFFE0-1E44-4F8D-82F0-1B26D7F46D5E

ቡርኪናፋሶ ብጉዳይ ጸጥታ ሰራሕተኛታት ቀይዳ

eripm October 13, 2025
ተስፋ ብዝተነብረሉ መንእሰይ ፕረዚደንት ኢብራሂም ትራኦረ እትምራሕ ቡርኪናፋሶ፡ ኣብ ስለያዊ ተግባራት ተዋፊሮም ጸኒሖም ንዝበለቶም ንሸሞንተ ሰራሕተኛታት ትካል...
Read More Read more about ቡርኪናፋሶ ብጉዳይ ጸጥታ ሰራሕተኛታት ቀይዳ
መጥቃዕቲ ድሮናት RSF ኣብ ሱዳን Messenger_creation_487525EA-0E61-4410-ABA3-5667425BCF83

መጥቃዕቲ ድሮናት RSF ኣብ ሱዳን

eripm October 13, 2025
ብሓምዳን ደጋሎ ሕሚቲ ዝምራሕ ሓይሊ ዳዕመል ሰሪዕ፡ ኣብ ትሕቲ ከበባ ኣብ እትርከብ ከተማ ኤል-ፋሸር ኣብ ዝርከብ መዕቈቢ...
Read More Read more about መጥቃዕቲ ድሮናት RSF ኣብ ሱዳን
ማሪያ ኩሪና ማቻዶ ኖብል ሰላም ተዓዊታ። Messenger_creation_97203E72-D01D-4EA5-ABF4-BF21409F12FF

ማሪያ ኩሪና ማቻዶ ኖብል ሰላም ተዓዊታ።

eripm October 11, 2025
ቬነዙወላዊት ማሪያ ኩሪና ማቻዶ ንሽልማት ኖብል ሰላም 2025 ከምዝበቅዐት ተገሊጹ። ኣብ ሃገራ ቬንዝዌላ ደሞክራስያዊ መሰል ክሕሎን፡ ምልካዊ...
Read More Read more about ማሪያ ኩሪና ማቻዶ ኖብል ሰላም ተዓዊታ።
WFP ሓገዝ ስደተኛታት ደው ከብል’ዩ Messenger_creation_2B84A770-355E-4468-A59E-9A0B24568572

WFP ሓገዝ ስደተኛታት ደው ከብል’ዩ

eripm October 11, 2025
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ዝገብሮ ዝነበረ ሰባኣዊ ሓገዝ ደው ንምባል ኣብ ናይ መወዳእታ  ደረጃ...
Read More Read more about WFP ሓገዝ ስደተኛታት ደው ከብል’ዩ
ትግራይ ንኽልል ኣምሓራ ኣጠንቂቓ Messenger_creation_D244FA2F-E0C8-4643-B344-B76F26AB8696

ትግራይ ንኽልል ኣምሓራ ኣጠንቂቓ

eripm October 11, 2025
ቤትጽሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ፡ ትማሊ ዓርቢ 10 ጥቅምቲ 2025 ኣብ ዘውጾኦ መግለጺ፡ ንሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያን ውዕል ምቁራጽ...
Read More Read more about ትግራይ ንኽልል ኣምሓራ ኣጠንቂቓ
መግለጺ ጉጅለ ኤርትራውያን ምሁራን Messenger_creation_000E81E9-2DFF-443C-A36A-5F230A67E438

መግለጺ ጉጅለ ኤርትራውያን ምሁራን

eripm October 10, 2025
ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ ዝመደበሩ ‘ኤርትርያ ፎከስ’ ዝተባህለ ጕጅለ ኤርትራውያን ምሁራት፡ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ “እተካይዶ ዘላ ተዋጋኢ ትረኻ፡”...
Read More Read more about መግለጺ ጉጅለ ኤርትራውያን ምሁራን

Posts pagination

Previous 1 … 4 5 6 7 8 9 10 … 43 Next
                      Donate to ERIPM

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond. EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.

LATEST POSTS

  • መስርሕ ምጽራይ ኲናት ትግራይ ክቅጽል
  • ሶማላውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኤርትራዉያን ከ
  • ድምጺ ሓንቲ ጥይት ውን ኣየድልን’ዩ “ዶ/ር ኣብርሃም በላይ”
  • ቀጻሊ ዕላማ ትራምፕ “ኩነታት ሱዳን”
  • ኤርትራ ዘይብሉ ልምምድ ተካይዱ

FOLLOW US ON SOCIAL MEDIA

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok

You may have missed

መስርሕ ምጽራይ ኲናት ትግራይ ክቅጽል Messenger_creation_419C3A07-5BBD-49B2-9F8E-B792496DED72

መስርሕ ምጽራይ ኲናት ትግራይ ክቅጽል

November 22, 2025
ሶማላውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኤርትራዉያን ከ Messenger_creation_21E1E217-2E8C-456A-A4D7-7132D5C09CA4

ሶማላውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም ኤርትራዉያን ከ

November 22, 2025
ድምጺ ሓንቲ ጥይት ውን ኣየድልን’ዩ “ዶ/ር ኣብርሃም በላይ” Messenger_creation_C4C85D1A-29C5-4BBB-A525-17A471CB0EB2

ድምጺ ሓንቲ ጥይት ውን ኣየድልን’ዩ “ዶ/ር ኣብርሃም በላይ”

November 22, 2025
ቀጻሊ ዕላማ ትራምፕ “ኩነታት ሱዳን” Messenger_creation_E14DEC7A-7FE2-4F02-8808-0D90E204832A

ቀጻሊ ዕላማ ትራምፕ “ኩነታት ሱዳን”

November 21, 2025

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
| MoreNews by AF themes.