Skip to content

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
Primary Menu
  • Home
  • News
    • Local News
    • International News
    • Sport News
    • Uncategorized
  • PROGRAMS
  • Archives
  • Donate To Eripm
  • Contact Us
  • About Us
ህግደፍ ካብ ኢጋድ ኣባልነቱ ሲሒቡ Messenger_creation_D146ECF4-3F2C-4DE8-87F9-A39D6EFB0053

ህግደፍ ካብ ኢጋድ ኣባልነቱ ሲሒቡ

eripm December 13, 2025
ጉጅለ ህግደፍ ኣባልነት ኤርትራ ካብ ዞባዊ ውድብ ኢጋድ ከምዝስሓበ ድሕሪ ምግላጹ፡ እቲ ጉጅለ ብዝወሰዶ ስጉምቲ ከምዝሓዘነ ዞባዊ...
Read More Read more about ህግደፍ ካብ ኢጋድ ኣባልነቱ ሲሒቡ
ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክንኾልፎ ኢና “ትራምፕ” Messenger_creation_68AFA34E-EFB6-4559-9F81-43E60DAF9570

ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክንኾልፎ ኢና “ትራምፕ”

eripm December 10, 2025
ብምምሕዳር ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝወጸ “ሓድሽ ስትራተጂ ሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ”፡ ሃገሩ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ እተካይዶ ሽርክነት፡...
Read More Read more about ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክንኾልፎ ኢና “ትራምፕ”
ዕላማ መገሻ ውልቀመላኺ ናብ ሱዕዲ ዓረብ Messenger_creation_0CD44031-4D31-45E2-975F-164FA82B4256

ዕላማ መገሻ ውልቀመላኺ ናብ ሱዕዲ ዓረብ

eripm December 10, 2025
ኲናትን ዕግርግርን ዶንግይዎ ኣብ ምዕልባጥ ዝርከብ ውልቀመላኺ ኢሰያስ፡ ኣብ ግብጽን ሱዳንን ድሕሪ ዘካየዶ ምብጻሕ፡ ናይ ስራሕ ዑደት...
Read More Read more about ዕላማ መገሻ ውልቀመላኺ ናብ ሱዕዲ ዓረብ
ምስጓግ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ግብጺ Messenger_creation_5450AFB9-E3C7-4517-AB0F-B2951DEF58B5

ምስጓግ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ግብጺ

eripm December 10, 2025
ብጉዳይ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ምስ ጉጅለ ህግደፍ ጽቡቅ ዝምድና ፈጢራ እትርከብ ግብጺ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብወግዕን ብዘይተገልጸ ስቱር...
Read More Read more about ምስጓግ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ግብጺ
ትራምፕ ንኮንጎን ርዋንዳን ዓሪቅወን Messenger_creation_20B3F11C-E2B7-453A-9B5D-384AC0F69BE6

ትራምፕ ንኮንጎን ርዋንዳን ዓሪቅወን

eripm December 8, 2025
ኣብ መንጎ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎን ሩዋንዳን፡ ታሪኻዊ ስምምዕ  ከምዝተፈረመ ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጡ። መራሕቲ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎን ሩዋንዳን፡...
Read More Read more about ትራምፕ ንኮንጎን ርዋንዳን ዓሪቅወን
ሕጂ ውን ዕልዋ መንግስቲ ተፈጺሙ Messenger_creation_422F284A-51FE-4CF1-8230-D2BF724B88BF

ሕጂ ውን ዕልዋ መንግስቲ ተፈጺሙ

eripm December 8, 2025
መቀጸልታ ናይቲ እንዳተደጋገመ ዝመጽእ ዘሎ መተሃደራዊ ሰውራ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሃገረ ቤኒን ውን ብተመሳሳሊ፡ ምስ ናይ ዝሓለፈ ክስተታት...
Read More Read more about ሕጂ ውን ዕልዋ መንግስቲ ተፈጺሙ
መርገጺ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን Messenger_creation_99B38270-8C70-4EDF-B9E4-5808D9EF9318

መርገጺ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን

eripm December 8, 2025
ኣመሪካ ኣብ መንጎ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን፡ ሶማልን “ሓድሽ ግጭታት ንከይልዓል ኣብ ምክልኻል” ብትኹረት ክትሰርሕን፡ ንሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ...
Read More Read more about መርገጺ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን
ኣብ ከተማ መቐለ እንታይ”ዩ ተፈጢሩ Messenger_creation_EBDBA9E2-F8FE-4967-BFEA-0A8F57D23D00

ኣብ ከተማ መቐለ እንታይ”ዩ ተፈጢሩ

eripm December 5, 2025
ትማሊ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ፡ ኣብ ከተማ መቐለ ኣንጻር ግዚያዊ ምምሕዳር እታ ክልል ዝተበገሰ ወተሃደራዊ ምንቅስቃሳት ከምዝተካየደን፡...
Read More Read more about ኣብ ከተማ መቐለ እንታይ”ዩ ተፈጢሩ
መንግስቲ ሽወደን ንተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዝህቦ ዝነበረ ሓገዛት ደው ከምዘበሎ ኣፍሊጡ። Messenger_creation_53AD2DE4-67FA-4E47-A4A0-9E6B065814C8

መንግስቲ ሽወደን ንተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዝህቦ ዝነበረ ሓገዛት ደው ከምዘበሎ ኣፍሊጡ።

eripm December 4, 2025
መንግስቲ ሽወደን ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ምምሕዳር ጉጅለ ህግደፍ ወዲቓ ንእትርከብ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ፡ ዓመታዊ ክህባ ዝጸንሐ...
Read More Read more about መንግስቲ ሽወደን ንተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዝህቦ ዝነበረ ሓገዛት ደው ከምዘበሎ ኣፍሊጡ።
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ሸላታት ብዘይፍርዲ ከሳቅዮም ዝጸንሐ ጭውያት  ፈቲሑ። Messenger_creation_980158A0-14F2-46DA-9CBE-992B24FA128A

ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ሸላታት ብዘይፍርዲ ከሳቅዮም ዝጸንሐ ጭውያት  ፈቲሑ።

eripm December 4, 2025
ንነድርን ቁጥዐን ህዝቢ ኤርትራ ምጽዋሩ ሲኢኑ፡ ኣብ ከቢድ ናይ ራዕዲ ሃዋሁ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ቅድሚ 18 ዓመታት...
Read More Read more about ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ሸላታት ብዘይፍርዲ ከሳቅዮም ዝጸንሐ ጭውያት  ፈቲሑ።

Posts pagination

Previous 1 2 3 4 5 6 7 8 … 50 Next
                      Donate to ERIPM

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond. EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.

LATEST POSTS

  • ህዝቢ እንተተንኪፍኩም ወይልኹም
  • ኡጋንዳ ብምኽንያት ምርጫ ናይ ዕረፍቲ መዓልታት ምእዋጃ ኣፍሊጣ።
  • ተቓውሞ ህዝቢ ኢራን ኣብ ጥርዚ በጺሑ
  • እስራኤል ናብ ሶማሊላንድ ወግዓዊ ብምጻሕ ኣካይዳ።
  • ልፍንታዊ መጥቃዕቲ ፈረንሳን ብሪጣንያን

FOLLOW US ON SOCIAL MEDIA

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok

You may have missed

ህዝቢ እንተተንኪፍኩም ወይልኹም Messenger_creation_6FDE7116-5780-46E1-B744-32EA77D1F939

ህዝቢ እንተተንኪፍኩም ወይልኹም

January 10, 2026
ኡጋንዳ ብምኽንያት ምርጫ ናይ ዕረፍቲ መዓልታት ምእዋጃ ኣፍሊጣ። Messenger_creation_DED67882-A1F6-4856-ABEC-2648DCF9A6E3

ኡጋንዳ ብምኽንያት ምርጫ ናይ ዕረፍቲ መዓልታት ምእዋጃ ኣፍሊጣ።

January 10, 2026
ተቓውሞ ህዝቢ ኢራን ኣብ ጥርዚ በጺሑ Messenger_creation_C58E3209-27E6-4CD3-BE87-01E76CC3B424

ተቓውሞ ህዝቢ ኢራን ኣብ ጥርዚ በጺሑ

January 10, 2026
እስራኤል ናብ ሶማሊላንድ ወግዓዊ ብምጻሕ ኣካይዳ። Messenger_creation_4DC97F1D-2DB5-48CC-831F-F99B446D2A44

እስራኤል ናብ ሶማሊላንድ ወግዓዊ ብምጻሕ ኣካይዳ።

January 7, 2026

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
| MoreNews by AF themes.