መንግስቲ ካናዳ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ናይ መገሻ ሓበሬታ፡ ዜጋታቱ ናብ ኤርትራ ከይገሹ ኣጠንቂቑ።...
ገዛኢ ሰልፊ ብልጽግና ኢትዮጵያ፡ ንኤርትራ ኣብ “ምክፋእን ምስይጣንን” ተጸሚዱ ከምዘሎ ወሃቢ ቃል ጉጅለ ህግደፍ የማነ ቻርሊ ኣብ...
ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ መድረኽ ቱርዲ ፍራንስ 2024 ቀጠልያ ማልያ ብምውናን ኣንጸባራቒ ዓወት ንዘመዝገበ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ...
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ መራሒ ወተሃደራዊ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል ኣል ብሩሃን ናይ ሓሶት ሓበሬታ ምዝርጋሕ ደው ከብል ኣጠንቂቓ።...
ቤትጽሕፈት ሰላምን ድሕነትን ትግራይ፡ ኣብ ኣብ ዓፋር ብስም ሓራ መሬት ዝንቀሳቐሱ ዘለዉ ዕጡቓት ንካልኣይ ግዜ ኣብ ልዕሊ...
ኣሰናዳኢት ኮሚቴ ሰልፊ ስደተኛታት ቀይሕ ባሕሪ ዓፋር ኣብ መዓስከር ኣይሳይታ፡ ትማሊ ኣብ ክልል ዓፋር ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ሰላማዊ...
ንሾሞንተ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ዝሓቆፈ ኮከስ ዝተሰምየ ስምረት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ባሕሪ የመን ንዝተጎዱኡ ግዳያት ስደት ዝኮኑ...
ቤት ምኽሪ ሰልፊ ብልጽግና፡ ዝተናውሐ ኲናት ንምክያድ ሓሊኖም ዝተኾልፉ ጸላእቲ፡ ክብል ዝገልጾም ሓይልታት፡ ዝተፈላለየ ሜላታት ተጠቒሞም ኣብ...
ኣቦመንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ብዛዕባ ህዝባዊ ርክባት ኤርትራን ትግራይን ኣመልኪቱ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ትግራይ መሬታዊ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናድል ትራምፕን፡ ሩስያዊ መዘኑኡ ቭላድሚር ፑቲንን ኣብ ዝቕጽሉ መዓልታት ክራኸቡ ተኽእሎ ከምዘሎ ካብ ክረምሊን ዝወጸ...