ኣብ ቅሉዕ ምድላዋት ንጥፋኣት ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ዝገብሮ ዝነበረ ሰፊሕ...
Local News
ሕጂ’ዉን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ’ቶም ብመሓዉራት ዜናን መልኽተኛታትን ህግደፍ ኣብ ስደት ዝጓሃሃሩ ዘለዉ ናይ ሃይማኖትን ኣውራጃን ሽሒታት ተጸሚዶም ዝዓበየ...
ብጉልባብ ማሕበረኮም ኤርትራውያን ከተማ ስያትል ኣብ ልዕሊ 13 ደልይቲ ፍትሒ ተመስሪቱ ዘሎ ሲቪላዊ ክሲ : ብህግደፍ ተመዊሉ...
መደበር ተለቪዥንን ራድዮን ኤሪፒኤም፡ ትካላዉነቱን ህዝባውነቱን ንምርግጋጽ ዘኽእሎ ዓንደ ሕጊ ነዲፉ ንምጽዳቚ ምስ ህዝቢ ይመያየጥ ኣሎ። ኣባላት...
ኣብ ምሽብሻብ ንዳግማይ ጥፋኣት ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣብ’ዚ ሰሙን ዓሰብ ናብ ኢትዮጵያ ምካዳ ኣይተርፍን፡ ተጠቂምናላ ስለዘይንፈልጥ ውን...
ብመንገዲ ኣፈኚኡ ኳደረ ኣወል ስዒድ ኣቢሉ ህዝቢ ንምርሳንን፡ ናይ ጥፋኣት ወኒ ንምቅስቃስን ነጋሪት ኲናት ዝነፍሕ ዘሎ ጉጅለ...
ልዕሊ 30ዓመታት ኣብ ትሕቲ ናይ ኲናት ሃዋሁ ተሓቢኡ፡ ብደም ዜጋታት ዕድመ ስልጣኑ ኣብ ምንዋሕ ዝርከብ ኣረሜናዊ ስርዓት...
ብርጌድ ንሓመዱ ጨንፈር ዴንማርክ ምስ ሚኒስትሪ ኢመግረሽን ዴንማርክ ውጺኢታዊ ዘተ ከምዘካየደ ኣፍሊጡ። ብርጌድ ንሓመዱ ጨንፈር ዴንማርክ፡ ምስ...
ኣብ ትሕቲ ጸረ ህዝብን ሃገርን ዝኮነ ኣረሜናዊ ጉጅለ ህግደፍ ካብ እትወድቅ ንንየው፡ ኣብዚ ዝሓለፈ 33 ዓመታት ጥራሕ...