ጉጅለ ህግደፍ ኣብ 2018 ብዘይ ተሳታፍነትን ምርጫን ህዝቢ ኤርትራ ምስ ሰልፊ ብልጽግና ዝፈጸሞ ናይ ተደሚርናን ሓደ ኢናን...
Local News
ጉጅለ ህግደፍ: ኣብ ገዳማትን ቅዱስ ቦታታትን ንጽድቂ ኢሉ ዝተመጽወተ ገንዘብን ንብረትን ይምንጥል። ጉጅለ ህግደፍ ከም መቐጸልታ ናይቲ...
ጉጅለ ህግደፍ: ብጉልባብ ምዝርጋሕ መስመር ኤለክትሪክን ኣገልግሎት መብራህትን: ካብ ኣብ ስደት ካብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ገንዘብ ይምንዝዕ...
ጉጅለ ህግደፍ፡ መንእሰያት ንምስዳዕን ገንዘብ ንምእካብን፡ ሓድሽ ኣዋጅ ጤሳ መሬት ከምዘውጸአ ተፈሊጡ። ጉጅለ ህግደፍ፡ ነቶም ብሰንኩ ሃገሮም...
ንዝሓለፈ ልዕሊ 15 ዓመታት ብጉጅለ ህግደፍ ተጨውዩ ዝጸንሐ ፍሉጥ ካርቱኒስታን መምህር ብንያም ሶሎሞን፡ ካብ’ቲ ተጨውይሉ ዝነበረ ሸላ...
ብቅድሚ ትማሊ ምሸት ሰዓት 9:30 ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት መንነቶም ብዘይተፈልጠ ዕጡቃት ተጨውዮም ምህላዎም፡ ካብ’ቲ መዓስከር ዝተረኽብ ሓበሬታ...
ጨቋኒ ምሕደራ ጉጅለ ህግደፍ ንምእላይን፡ ሉኡላዊ ግዛኣት ኤርትራ ንምውሓስን፡ መድረኽ ዝጠልቦ ጥርናፈን ንቕሓትን ከምዘድሊ ደለይቲ ፍትሕን በርጌሳውያን...
ጉጅለ ህግደፍ ብሰንኪ እምነቶም ንዓመታት ጨውዩዎም ዝጸንሐ ሰዓብቲ ወንጌላውያን ኣብያተ-ክርስትያን ከምዝፈትሐ ማዕከን ዜና ቢቢሲ ሓቢራ። እቶም ኣብ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ትማሊ ብቋንቋ ትግርኛ ኣብ ዝተፈነወ ቃለመሕተቱ፡ ህግደፍ ንኤርትራን ህዝባን ዘዕነወ...
ኤርትራዊት ጓለንስተይቲ ኣብ ታሪክ ሪኣቶ ዘይትፈልጥ ሕሰምን መከረና ክወርዳ ዝደረኸ ጉጅለ ህግደፍ: 8 መጋቢት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡...