ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራዉያን ኣብኣብ ዘለዉዎ ሃገራትን ከተማታትን ወጻኢ ኾይኖም ኮማዊ ውዳቤታት የሰስኑን የሐይሉን ብምህላዎም ፡ ሻቕሎት ህግደፍ...
Local News
ህግደፍ ክሳብ ክንደይ ብኤርትራዊ ደንበ ፍትሒ ተሻቒሉ ከምዘሎ ፡ ኣብቶም ካብ ዉሽጢ ሃገር ብቐጻሊ ከሰናድኦም ጀሚሩ ዘሎ...
ህግደፍ መንእሰያት ናብ መሪሕነት የምጽእ ከምዘሎ ብገለ ሸነኹ ጀሚርዎ ዘሎ ጎስጓስ፡ ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝሓልፎ ዘሎ መከራ...
ብዘይየቛርጽ ኲናትን ወረ ኲናትን ዝሰልከዮም ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ናብ ዝቐረበሎም ከርሕቚ ይረኣዩ ኣለው። ካብ ዉሽጢ ሃገር...
ሕጂ’ውን መራሒ ጉጅለ ህግደፍ ዘየስርሕ ዞባዊን ኣህጉራዊን ዲፕሎማሲ እንዳውፈረ :ነዊሕ ከይከዱ ኲናት ዝወልዱ ዝምድናታት ኣንዳመስረተ : ኤርትራን...
ንኽልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ናብ ጂቡቲን ኢትዮጵያን ዘምርሐ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኤማኑኤል ማክሮን፡ ኣብ’ቲ ምስ ቀዳማይ...
ተሰማዕነት ካብ ዘለዎም ሰኔተራት ኣመሪካ ክልተ ፡ ሪቻርድ ዱርቢንን ፐተር ወሊሽን ፡ ነቶም ኣብ ኤርትራ ብስርዓት ህግደፍ...
ጉጅለ ህግደፍ ንመሰረታዊ ጠልባት ህይወትን ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ከም መሳርሒ ጭኮና ብምጥቃም ፡ ህዝቢ ን34 ዓመታት ኣብ ዝተሓተ...
ኣብ ቀዳምይ ሰሙን ወርሒ ታሕሳስ ናይ 2012፡ ጓል 15 ዓመት እንከላ ብኣባላት ስለያ ህግደፍ ካብ ከባቢ ዶብ...
ብዝሒ ኤርትራዉያን ስደተኛታት ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ሓጺር እዋን ይተዓጻጸፍ ምህላዉ ዝተረደኦ ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ እቶም ስደተኛታት ጽልዋን...