ብሰንኪ ምፍራስ ጸጥታዊ ኩነታት ክልል ኣምሓራ፡ ሂወት ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ግዜ ናብ ግዜ...
Local News
ንኤርትራ ናብ ፍጹም ድሕረት መሊሱ፡ ደመና ኲናት ፈጢሩ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍን፡ ምስ መንግስቲ ፈደራል ኣብ ከቢድ ምትፍናን...
ኣዴታት ኤርትራ፡ ቅድሚ”ቲ ብጉጅለ ህግደፍ ዝወዓዋዕ ዘሎ ናይ ጽምዶ ፖለቲካ፡ ወግዓዊ ሃገራዊ ምንጋር መስዋእቲ ክካየድን ስድራቤታት ሓዘን...
ጉጅለ ህግደፍ ዘካይዶ ዘሎ ግዙፍ ወተሃደራዊ ስልጠና፡ ምህናጽ ሰራዊትን ስክፍታ ዝፈጥር ምንቅስቃሳትን፡ ጎረባብቲ ኤርትራ ንዝኮና ሃገራት ብሓፈሻ፡...
ጉጅለ ህግደፍ ካብ ቅድሚ ዝተወሰነ ዓመታት ኣትሒዙ፡ ኣብ መላእ ሃገር ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ ኣብ ምቅልጣፍ ዓቢ እጃም...
ካብ’ዚ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢታት ማይካድራ ሓደሽቲ መዳፍዓት ኣብ ምትካል ተጸሚዱ ምህላዉን፡ ብወገን ኤርትራ...
ጉጅለ ህግደፍ ትማሊ ኣማስያኡ ብመንገዲ ሚኒስትሪ ዜና ኣቢሉ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኤርትራ ዝጥቅን ዲፕሎማስያዊ...
ድምጺ ተቃውሞን ዝተፈልየ ሓሳብን ዘርዕዶ ጉጅለ ህግደፍ፡ መቀጸልታ ናይቲ በበግዚኡ ከካይዶ ዝጸንሐ ስግረዶባዊ ናይ ጭውያን ምስዋርን ተግባራቱ፡...
ጉጅለ ህግደፍ ብመንገዲ ቤት ሃይማኖታዊ ጉዳያት ኣቢሉ፡ ናብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ ከሙኡ ውን ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ትማሊ ምስ ወኸልቲ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ኣብ ዘካየዶ ዘተ፡ ኢትዮጵያ...