ቅዋም: ሓጋጊ: ፈጻሚ ፍርዳውን ኣካላት ዘይብሉ ጉጅለ ህግደፍ: ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ከምነውርን ጽያፍን ዝሕሰብ ዝነበረ ጉቦ: ጥልመት:...
Local News
ሚኒስተር ትምህርቲ ጉጅለ ህግደፍ ዶክተር ሓሊማ መሓመድ: ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብ መስርሕ ምደባ: ቅያርን ስልጠናን መምሃራን ስርዓተ...
ብቁጠባዊ ጉዳያት ጉጅለ ህግደፍ እትውነን ብዱኳን ሕድሪ እትፍለጥ መከፋፈሊትን ሸያጢትን ንብረት: ቀንዲ ስራሓ ስለያዊ ንጥፈታትን ምንቕስቓስ ሰባት...
ዓመታዊ ወሰኽ ህዝቢ ኤርትራ: ካብተን ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ዝርከባ 10 ሃገራት ምዃኑ ጸብጻባት ሕቡራት ሃገራት...
ጸረ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ብሙኳን፡ ንዝሓለፈ ልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ እዚ ዘይበሃል ኣደራዕ ኣብ...
ኣብ መጻብቦ ሆርሙዝ ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው: ኣብ ልዕሊ ሃገራት ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ኣሉታዊ ጽልዋ ከይፈጥር ተሰጊኡ ምህላዉ...
ብሰንኪ’ቲ ኣብ መዓስከር ዳባት ተፈጢሩ ዘሎ ኣሰካፊ ኩነታት፡ ሂወቶም ኣብ ሓደጋ ዛኣተወ ኣማኢት ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ እግሮም...
ጉጅለ ህግደፍ ካብ ህዝቢ ኤርትራ ዘሚቱ፡ ንኣገልገልቲ ናይ’ቲ ጸቢብ ጉጅለ ዝኮኑ ሰብ ግዜ ዝወገነሎም ኣባይቲ፡ ንኣረሜናዊ ምስሊ...
ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ ኣብ ስደት ዝነብሩን ግዳይ ናይቲ ጉጅለ ኣብ ልዕሊ ዝኮኑን ደለይቲ ፍትሒ፡ ስጉምቲ ንምውሳድ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣንጻር ኤርትራ ዘካይዶ ዘሎ “ተጻባኢ ኣጀንዳ”፡ ብድፍኢት ናይ ወጻኢ ሓይልታት ዝዝወር እዩ ክብል፡ ጉጅለ ህግደፍ...