ብሓምዳን ደጋሎ ሕሚቲ ዝምራሕ ሓይሊ ዳዕመል ሰሪዕ፡ ኣብ ትሕቲ ከበባ ኣብ እትርከብ ከተማ ኤል-ፋሸር ኣብ ዝርከብ መዕቈቢ...
International News
ቬነዙወላዊት ማሪያ ኩሪና ማቻዶ ንሽልማት ኖብል ሰላም 2025 ከምዝበቅዐት ተገሊጹ። ኣብ ሃገራ ቬንዝዌላ ደሞክራስያዊ መሰል ክሕሎን፡ ምልካዊ...
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ዝገብሮ ዝነበረ ሰባኣዊ ሓገዝ ደው ንምባል ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ...
ቤትጽሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ፡ ትማሊ ዓርቢ 10 ጥቅምቲ 2025 ኣብ ዘውጾኦ መግለጺ፡ ንሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያን ውዕል ምቁራጽ...
ኢትዮጵያ ብዘይካ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰነ ናብ UN ዝለኣኸቶ ደብዳቤ፡ ኣብ ክልተ ጥቅምቲ 2025 ውን ብተመሳሳሊ፡ ብሚኒስተር ጉዳያት...
ሰልፊ ዓቃባውያን ኢንግሊዝ፡ ኣብ ዝቕጽል ምርጫ እንተተዓዊቱ፡ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ዓመታት 750 ሽሕ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ካብ ዓባይ...
ዕጡቕ ጕጅለ ሓማስ ነቲ ብፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ እማመ ሰላም፡ እወታዊ ግብረመልሲ ከምዝሃበን ስምምዕ ጋዛ ክቅበል...
ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዝተከስተ ሓደጋ ዕልቅልቅ ካብ ኣባይ ግድብ ዝብገስ”ዩ ክትብል ግብጺ ንዘቅረበቶ ክሲ፡ መሰረት ኣልቦ ጠቀነ”ዩ...
ሓይልታት እስራኤልን፡ ዕጡቓት ሓማስን ተወዳዲቦም ናብ ማእከል ከተማ ቓዛ ይቀርቡ ብምህላዎም፡ ኣብ ውሽጢ ከተማ ቃዛ ውግእ ከይካየድ...
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፡ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያን ግብጽን፡ ናብ ግጭት ንክኣትው ዝደፍእ...