ትማሊ ሓሙስ 12 ለካቲት 2026፡ ካባቢ ሰዓት 10 ምሸት ኣብ ከተማ መቐለ ከቢድ ነትጒ ከምዝተሰምዐ፡ ካብ ነበርቲ...
International News
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ምዕራባዊ ዶባታ ክልል በኒሻንጉል ጉሙዝ፡ ምስጢራዊ መሰልጠኒ ማእከል ዳዕመ-ሰሪዕ ከምዝሃነጸት ሮይተርስ ዘካየዶ መርመራ ኣቃሊዑ። እዚ...
መንግስቲ ሱዳን፡ ካብ ኢትዮጵያ ብዝብገሱ ዕጡቃትን ድሮናትን ይጥቃዕ ምህላዉ ገሊጹ። ነዚ ዝገለጸ ሓደ ስሙ ክጥቀስ ዘይተደልየ ላዕለዋይ...
ህወሓት ናብ ክልል ዓፋር ሽማግለታት ከምዝለኣከን፡ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ተጋሩ ተፈጢሩ ንዘሎ ኩነታት ዝምልከት ዘተ ከምዘካየዱን ተገሊጹ።...
ኣብ መንጎ መንግስታት ዋሽንግተንን ቴህራንን ዘሎ ወጥሪ፡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናገደደ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ምምሕዳር...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ንፕረዚደንት ነበር ባራክ ኦባማን በዓልቲ ቤቱ ሚሼል ኦባማን ዝዝልፍ፡ ብ ኤኣይ (AI) ዝተቐንባበረ፡...
ማዕከን ሓበሬታ ዘ-ኢኮኖሚስት፡ ኣብ’ዚ ሳልስቲ ኣብ ገጻቱ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፍ፡ ኢትዮጵያ ካብ ዝኮነ እዋን ንላዕሊ ናብ ኲናት...
ሰበስልጣን ዕጡቅ ጉጅለ ሑቲ፡ ኢትዮጵያውያን ኣመንቲ ክርስትና ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት ክግልገልሎም ኣብ ልዕሊ ዝጸንሑ ኣብያተ ክርስትያናት፡ ናይ...
ግብጺ ኣብ ኲናት ሕድሕድ ሱዳን፡ ብናይ ድሮናት መጥቃዕቲ፡ ብቐጥታ ትሳተፍ ምህላዋ፡ The New York Times ገሊጹ። ብመሰረት...
ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ትማሊ ንግሆ ኣብ ማእከል ባሕሪ ዓረብ፡ ናብ ሰራዊት ኣመሪካ ተጸጊዓ ኣብ ዝባን መርከብ ኲናት...