ቻይና ንቦይንግ ንፕረዚደንት ትራምፕ ብዝወሰዶ ልዑል ቀረጽ ሕነ ንምፍዳይ ዝኣዘዘተን ነፈርቲ ክመልስ ከምዝኣዘዘት ሓላፊ ኣመሪካዊ ትካል ኣፍራዪ...
International News
ኣብ ትሕቲ ተልእኾ ደገፍን ምርግጋእን ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ (AUSSOM) ሰራዊት ዘበርከታ ሃገራት ኣኼባ ኣብ ኡጋንዳ ኣካይደን።...
ኣብ ማዕከናት ዜና እስራኤል ብመሰረት ወጽዩ ዘሎ ሓበሬታ ብሓሙስ 24 ሚያዝያ ምሸት ብወገን ዶብ ጆርዳን ክልተ ኤርትራውያን...
ካብ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኣትሒዙ፡ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንዝጸንሐ ኣቶ ጌታቸው ብምትካእ፡...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ዝቐጸለ ዕጥቃዊ ግጭት መንግስቲ ፈደራልን ሓይልታት ፋኖን፡ ካብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣትሒዙ...
መንግስቲ ግብጺ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ክገብሮ ዝጸንሐ ግዱድ ናይ ምጥራዝ መስርሕ ብዝሓየለ መዳይ ይቅጽሎ ምህላዉ፡ ተሓለቕቲ...
ድሕሪ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻቦኦ፡ ንኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ዝግ ኢሉ ዝጸንሐ ደማዊ ግጭት እስራኤልን ዕጡቅ ጉጅለ ሓማስን፡ ካብ...
ንዝሓለፈ ኣስታት ክልተ ዓመታት ከም ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብምኳን ኣብ ስልጣን ዝጸንሐን፡ ድሕሪ”ቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጥረ...
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸክ መሓመድ፡ዕጡቓት ኣል-ሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ካብ ዝደርበይዎ ቦምባታት ንስክላ ከምዝተረፈ ሮይተርስ ገሊጹ። ድሕሪ”ቲ...
ኮምሽን ሰባኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ ክልተ ጉጅለታት ሕውሓት ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ፡ ስምምዕ ሰላም...