ማሕበር ሰብ ሞያ ጥዕና ኢትዮጵያ፡ መንግስቲ ፈደራል ንፕረዚደንት ማሕበር ሰብ ሞያ ጥዕና ኢትዮጵያ ዮናታን ዳነየ፡ ትማሊ ረፋድ...
International News
ብርጌድ ንሓመዱ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብ 7 ግንቦት 2025 ኣብ ከተማ ሎንደን ኣብ ዘቃንዖ ዲፕሎማሲያዊ ርክባት፡ ንስግረዶባዊ...
እስራኤል ድሕሪ”ቲ ኣብ ቀንዲ መዓርፎ ነፈርታ እታ ሃገር ብሚሳይላት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ ኣብ ልዕሊ ዕጡቅ ጉጅለ ሑቲ የመን...
ምክትል ኣማሓዳርን ሓላፊ ጸጥታን ድሕነትን ዞባ ወልቃይትን ዝኾነ ኮረኔል ደመቀ ዘውዱ፡ ብምሉኡ ህዝቢ ኣምሓራ ነዚ ሕጂ ዝረኸቦ...
ስልጣን ካብ ዝሕዝ ድሮ 100 መዓልታት ኣቁጽሪ ዝርከብ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብ ታሪኽ ኣመሪካ ንፈለማ እዋን ሓደ...
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ ብወገን ጋምቤላ ንሉኡላዊ ግዛኣት ኢትዮጵያ ጥሒሶም ብምእታው ሰፊሕ ከባቢታት ከምዝተቆጻጸሩን፡ ንኣመሓዳሪ ኣውራጃ ናይቲ ከባቢ...
ጉጅለ ህግደፍ ዝመርሓ ኤርትራ፡ ብናጽነት ፕረስ ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ። ንልዕሊ 35 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ሕሱም ምልካዊ ምሕደራ...
እስራኤል ድሕሪ”ቲ ኣብ ጥቓ ከተማ ኢየሩሳሌም ዝተፈጥረ ከቢድ ባርዕ ጫካ ኣህጉራዊ ደገፍ ምሕታታ ተገሊጹ። እቲ ካብ ከተማ...
ቻርለስ ኦንግእንዶ ዌረ ዝተባህለ ኣባል ባይቶ ኬንያ፡ ኣብ ከተማ ናይሮቢ ብመኪና እናተጓዕዘ እንከሎ፡ ብሞተር ሳይክል ይከታተልዎ ካብ...
ፈረንሳ እትመርሐን ሃገራት ብዝእክብኦም ሽበራውያን ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ቡርኪናፋሶ ኢብራሂም ትራኦረ ብርክት ዝበለ ፈተነ ቅትለት ክካየድ ድሕሪ...