ኣቦ ወንበር ኮምሽን ሕብረት ኣፍሪቃ መሓመድ ዓሊ ዩሱፍ፡ ሃገራት ኣፍሪቃን ሃገራት ካሪብያንን፡ ብሰንኪ መግዛእታዊ ስርዓታት ንዝወረደን ኩለንተናዊ...
International News
ጸሓፊ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ማርኮ ሩቢዮ፡ ኣመሪካ ምስ ካልኦት ሃገራት ብምትሕብባር፡ ጕጅለታት ገበን “ክትድምስስ” ድልውቲ ምህላዋ...
ግብጽን ሱዳንን፡ ንኽምረቕ ሒደት መዓልታት ተሪፍዎ ዝርከብ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ፡ ንሃገራት ታሕተዋይ ተፋሰስ እቲ ሩባ ዘስዕቦ ስግኣት...
ኢትዮጵያ ኣብ እዋን ወተሃደራዊ ስርሒታት፡ ንጉጅለታት ጸላኢ ዕላማ ንምግባር ነብሰቅትለታዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ዝኽእል ብርክት ዝበለ ሰብ ኣልቦ...
ቻይና፡ ልዕሊ 20 መራሕቲ ሃገራት ዝተረኸብሉ ኣጋጣሚ፡ ዝዓጠቀቶ ዘመናዊ ኣጽዋር ንዓለም ዘላሊ ግዙፍ ወተሃደራዊ ምሪኢት ኣብ ዘካየደትሉ...
እስራኤል ምዕራባዊ ገማግም ንምጕባጥ እትከዶ ዘላ ርሕቀት፡ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ንቡር ክምለስ ንዝተገብረ ስምምዓት ዘዳኽምን ቀይሕ...
መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ሓተትቲ ዕቝባ ስድራቤቶም ንምጥርናፍ ዘቕርቡዎ ሕቶ ዝሰምዓሉ ኣሰራርሓ ንግዜኡ ደው የብሎ ምህላዉ ተገሊጹ። ነዚ...
ብሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝምራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ ምሉእ ብምሉእ ካብ ህዝቢ ተቀባልነት ብዘይምርካቡ፡ ትግራይ ሓድሽ መንግስቲ...
ኣመሪካ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ኣኼባ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ክሳተፉ ንዝደልዩ ሰበስልጣን ፍልስጤም...
መራሒ ወሃቢ ቅልጡፍ ደገፍ ዳዕመል ሰሪዕ ዝኮነ መሓመድ ሓምዳን ደጋሎ፡ ብሓይልታት ቅልጡፍ ደገፍ ሱዳንን፡ ብርክት ዝበሉ ዕጡቓት...