ኣዛዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡ ናብ መራሕቲ ሕወሓት ኣብ ዘቅረቦ ምሕጽንታን መጠንቀቕታን፡ ትግራይ ካብ ኢትዮጵያ...
International News
ኣብ ትሕቲ ሓደገኛ ወጥሪ ኣብ ዝጸንሐ ዞባ ደቡብ ትግራይ ለውጢ ኣመሓደርቲ ይግበር ከምዘሎን፡ ነቲ ለውጢ ዝመርሑን ዘተግብሩን...
ኣብ ቬትናም ብሰንኪ ዝተከስተ ሕማቕ ኵነታት ኣየር ፡ሓንቲ ናይ በጻሕቲ ጃልባ ብምግልባጣ ብውሕዱ 37 ሰባት ከምዝሞቱን፡ ሓያሎ...
ፍትሓዊ ሕቶ ህዝቢ ትግራይ ብመፈራርሒ ኲናት ምዕፋን ኣይከኣልን ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ሰሙናዊ ሓተታ ዘቅረበ ህዝባዊ ወያነ...
ፕረዚደንት ሶርያ ኣሕመድ ኣል-ሻራ፡ እስራኤል ምርጫና ናብ ዘይኮነ ኩናት ተጎቲትና ክናኣቱ ትደፋኣና ኣላ ክብል ከሲሱ። እቲ ፕረዚደንት...
ትራምፕ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ 14 ሓምለ ንጉዳይ ግድብ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ቃል፡ ኣመሪካ ንህንጸት እቲ ግድብ ገንዘባዊ...
ዲሞክራሳዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ራሳዶ ኣንጻር ጉጅለ ህግደፍ ዕጥቃዊ ምንቅስቃስ ኣብ ምክያድ ዝርከብ ምንቅስቃስ ኮይኑ፡ ብኣሽሓት...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ፡ ብቁጽሪ በረራ 171 ቦይንግ ድሪምላይነር 787፡ ካብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣሕመዳባድ ህንዲ ተበጊሳ ናብ...
ግብጺ ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘተኮረ ድልዱል ወተሃደራዊ ዝምድና ምስ ሶማልያ ክትምስርት ቃል ምእታዋ ተገሊጹ። ፕረዚደንት ግብጺ...
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ብቁጽሪ 108 ዝኮኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ሎኪቶኒያላ ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ከባቢታት ዶብ ኬንያን ኡጋንዳን ብሰበስልጣን...