ሰልፊ ጽገና ዓባይ ብሪጣንያ ብንኣሽቱ ጀላቡ ተሳፊሮም ናብ ዓባይ ብሪጣንያ ንዝኣትዉ ሓደሽቲ ሓተቲ ዕቝባ ብጅምላ ክጥረዙ ከም...
International News
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኬር ንጓሉ ኣብ መንግስታዊ ስልጣን ሽመት ድሕሪ ምሃቡ፡ ንውልቀ መላኺ ባህሪ መራሕቲ ኣፍሪቃ ብምጉላሕ...
ሰራዊት እስራኤል መላእ ከተማ ቓዛ ንምቍጽጻር ብዘውጽኦ ውጥን መሰረት፡ ናይ ፈለማ መጥቃዕቲ መሬት ከም ዝጀመረን ድሮ ንወሰናስን...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎንደር፡ ሰለስተ ሰራሕተኛታት ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ድሕሪ...
ዕጡቅ ጉጅለ ሓማስ ብዞባውያን መንጐኛታት ንዝቐረበ ዳሕረዋይ እማመ ምቍራጽ ተጻቦኦን፡ ምፍታሕ ጅሆ ዝተታሕዙ ዜጋታትን፡ ምስ እስራኤል ከም...
ኣብ ደቡብ ትግራይ ከተማ መኾኒ፡ ኣብ መንጐ ሓይልታት ትግራይን መንእሰያት እቲ ከባብን ብሰንኪ ዝተፈጥረ ግጭት፡ ብርክት ዝበሉ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንሕብረት ኤውሮጳን ዩክሬንን ዝሓወሰ ስሉሳዊ ኣኼባ ክካየድን፡ እቲ ዝርርብ ብዝተኻእለ መጠን ብቕልጡፍ ክካየድን...
ውድብ ህወሓት ትማሊ ኣብ ዘውጽኦ ሰሙናዊ መልእኽቲ፡ መንግስቲ ፈደራል ሓላፍነቱ ክዋጻእ ከምዘይከኣለን፡ ባኣንጻሩ ብዝተፈናቀሉ ዜጋታት ፖለቲካዊ መኽሰብ...
ኣብ ዝሓለፈ ረቡዕ፡ ኣስታት 100 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ደሴት ላምፔዱሳ ናይ ኢጣልያ ድሕሪ ምግልባጣ፡ ብውሕዱ 26...
መራሒ ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን፡ ምስ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብፍሉይ ጸጥታ ኣብ ዝተሰነየ ማዕርፎ ነፈርቲ ኣላስካ ከምዝተራኸቡ...