ብፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፡ ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝተመርሐ ልኡኽ ትግራይ፡ ኣብ ዝሓለፋ መዓልታት ናብ ኣዲስ ኣበባ ከም...
International News
ኣመሪካ ካብ 1995 ጀሚራ ዓመታዊ ክተካይዶ ዝጸንሐት ናይ ግሪን ካርድ ሎቶሪ DV ብምምሕዳር ትራምፕ ደው ምባሉ ተገሊጹ።...
ውድብ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ሕጽረት ነዳድን፡ ንሱ ዘስዓቦ ቁጠባዊ ቀውስን ከም ምኽንያይ ብምጥቃስ፡ ትግራይ...
ኣመሪካ ንዜጋታት ኢትዮጵያ ትህቦ ዝነበረት ግዝያዊ ሕጋዊ ከለላ ከምዘቋረጸትን ንዓዶም ክምለሱ ከምዝኽእሉን፡ ምምሕዳር ዲናልድ ትራምፕ ኣብ’ዚ ቀረባ...
ኣብ ኣመሪካ ግዝኣት ሮድ ኣይላንድ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባሩስ ኤንድ ሆሊ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ ክልተ ሰባት ከምዝተቀትሉን ትሽዓተ ከምዝቆሰሉን...
ኣብ ከተማ ኣልፋሻር ኣብ ዝተፈጸመ ኣሰቃቒ ገበናት ኲናት፡ ንህጹሃን እንዳቀንጸለ ብቪዲዮ ዝተቓልዐ ሓደ ኣዛዚ ዳዕመ-ሰሪዕ፡ ብመንግስቲ ዓባይ...
ኡጋንዳ ካብ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ናብታ ሃገር ንዝውሕዙ ሓደሽቲ ስደተኛታት፡ ክትህቦ ዝጸንሐት ዑቅባ ናይ ምሃብ መስርሕ ደው...
ደቡብ ሱዳን መስመር ነዳዲ ሄግሊግ ንምሕላው ናብ ሱዳን ሰራዊት ከምዝለኣኸት ኣፍሊጣ። ቅድሚ ዝተወሰነ መዓልታት ዕጡቃት ሓይልታት ቅልጡፍ...
ኣብ መንጎ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎን ሩዋንዳን፡ ታሪኻዊ ስምምዕ ከምዝተፈረመ ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጡ። መራሕቲ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎን ሩዋንዳን፡...
መቀጸልታ ናይቲ እንዳተደጋገመ ዝመጽእ ዘሎ መተሃደራዊ ሰውራ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሃገረ ቤኒን ውን ብተመሳሳሊ፡ ምስ ናይ ዝሓለፈ ክስተታት...