ኣብ ዞባ ደቡብ ኑኡስ ዞባ ጾሮና ምምሕዳር ሎጎ ሳርዳ፡ ኣብ ልዕሊ ኣብ ምህርቲ ዝበጽሐ ዘራእቲ ብዝተፈጥረ ባርዕ...
eripm
ጸረ ህዝብን ሃገርን ብምኳን ንዝሓለፉ 35 ዓመታት ሃገር ኣብ ደልሃመት ደርብዩዋ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ: ብዘይ ዝኮነ ክስን...
ኣመሪካ ንዜጋታት ኢትዮጵያ ትህቦ ዝነበረት ግዝያዊ ሕጋዊ ከለላ ከምዘቋረጸትን ንዓዶም ክምለሱ ከምዝኽእሉን፡ ምምሕዳር ዲናልድ ትራምፕ ኣብ’ዚ ቀረባ...
ንዝሓለፈ ኣስታት 35 ዓመታት ብዝተኸተሎ ናይ ጥፋኣት ፖሊሲ፡ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከም ኣባጓይላ ኲናት ዝፍለጥ ውልቀመላኣኺ...
ላዕለዋይ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፡ ጉጅለ ህግደፍ ንኣስታት 18 ዓመታት ብዘይፍርዲ ኣሲርዎም ዝጸንሐ 13 ዜጋታት ምፍትሑ...
ኣብ ኣመሪካ ግዝኣት ሮድ ኣይላንድ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባሩስ ኤንድ ሆሊ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ ክልተ ሰባት ከምዝተቀትሉን ትሽዓተ ከምዝቆሰሉን...
ኣብ ከተማ ኣልፋሻር ኣብ ዝተፈጸመ ኣሰቃቒ ገበናት ኲናት፡ ንህጹሃን እንዳቀንጸለ ብቪዲዮ ዝተቓልዐ ሓደ ኣዛዚ ዳዕመ-ሰሪዕ፡ ብመንግስቲ ዓባይ...
ኡጋንዳ ካብ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ናብታ ሃገር ንዝውሕዙ ሓደሽቲ ስደተኛታት፡ ክትህቦ ዝጸንሐት ዑቅባ ናይ ምሃብ መስርሕ ደው...
ደቡብ ሱዳን መስመር ነዳዲ ሄግሊግ ንምሕላው ናብ ሱዳን ሰራዊት ከምዝለኣኸት ኣፍሊጣ። ቅድሚ ዝተወሰነ መዓልታት ዕጡቃት ሓይልታት ቅልጡፍ...
ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን ስምምዕ ኣልጀርስ ከኽብራን፡ ካብ ጎነጻዊ ኣካይዳ ክቁጠባን ጸዊዑ። ዋና...