ዘይሕጋዊ ንጥፈታት መሓዉራት ህግደፍ ኣብ ስግር ባሕሪ ምቅላዕ : ሓላፍነት ኩሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ ምዃኑ ምዝካር የድሊ...
eripm
ናብ ሰራዊት መንስግቲ ሱዳን ምስ’ቲ ሰራዊት ንዝሻረኹ ዕጡቓት ጉጅለታትን ዝጽንበሩ ኣሽሓት ሱዳናዉያን መንእሰያት ኣብ ኤርትራ ኣብ ሓሙሽተ...
መንግስቲ ሶማል ንምክትል ቘንስል ኢትዮጵያ ኣብ ሞቓዲሾ ኣብ ዉሽጢ 72 ሰዓታት ጠቕሊሉ ክወጽእ ኣዚዙ ። ሚኒስትሪ ወጻእኢ...
ኣብ ስደት ኮይኖም ነቲ ህግደፍን ኣቢይን ዝመሻጠርሉ ዘለዉ ሓድሽ ኲናት ኣብ ምዉዕዋዕን ምጉህሃርን ተጸሚዶም: ንህዝብና ተወሳኺ ህልቂት...
ኲናት ሩስያን ይክሬንን ናብ ዝብኣሰ ዓለማዊ ግጭት ከምርሕ ዘኽእልዎ ምልክታት ይዛይድዎ ከምዘለዉ ይሕበር ኣሎ። ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ...
ኣብ ሃገራት ስደት ብሓፈሻ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ድማ ብፍላይ፡ ብዘይጠቕሙ ውልቃዊ ዘይምስምማዓት ኣብ ሞንጎ መንእሰያት ሰብ ሓዳር፡...
ኢራን ነቲ ኣብ ምዝዛም እዚ ሰሙን ብሰራዊት እስራኤል ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ዕላማታት ኢራን ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ “ኣብ ኢዳ...
ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ላስቬጋስ ኣብ ውሽጢ ገዛ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ፡ ህጻናት ዝርከብዎም ኣርባዕተ ኣባላት ሓንቲ ኤርትራዊት ስድራቤት...
ኣብ ቅሉዕ ምድላዋት ንጥፋኣት ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣብ እዋን ኲናት ትግራይ ዝገብሮ ዝነበረ ሰፊሕ...
ሕጂ’ዉን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ’ቶም ብመሓዉራት ዜናን መልኽተኛታትን ህግደፍ ኣብ ስደት ዝጓሃሃሩ ዘለዉ ናይ ሃይማኖትን ኣውራጃን ሽሒታት ተጸሚዶም ዝዓበየ...