ሰብመዚ ሩስያ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሩስያ ሜጀር ጀነራል ያሮስላቭ ኣብ ከባቢ ሞስኮ ብዝተፈጸመ ናይ መኪና ቦምብ መጥቃዕቲ...
eripm
ቻይና ንቦይንግ ንፕረዚደንት ትራምፕ ብዝወሰዶ ልዑል ቀረጽ ሕነ ንምፍዳይ ዝኣዘዘተን ነፈርቲ ክመልስ ከምዝኣዘዘት ሓላፊ ኣመሪካዊ ትካል ኣፍራዪ...
ኣብ ትሕቲ ተልእኾ ደገፍን ምርግጋእን ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ (AUSSOM) ሰራዊት ዘበርከታ ሃገራት ኣኼባ ኣብ ኡጋንዳ ኣካይደን።...
ኣብ ማዕከናት ዜና እስራኤል ብመሰረት ወጽዩ ዘሎ ሓበሬታ ብሓሙስ 24 ሚያዝያ ምሸት ብወገን ዶብ ጆርዳን ክልተ ኤርትራውያን...
ካብ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኣትሒዙ፡ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንዝጸንሐ ኣቶ ጌታቸው ብምትካእ፡...
ሃገር ረመጽ ኮይናቶም ዝሓሸ ናይ ናብራ ዕድላትን ናይ ምንባር ነጻነትን ንምርካብ ናብ ስደት ኣብ ልዕሊ ዘምርሑ መንእሰያት፡...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ዝቐጸለ ዕጥቃዊ ግጭት መንግስቲ ፈደራልን ሓይልታት ፋኖን፡ ካብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣትሒዙ...
ቅድሚ ሒደት መዓልታት ካብ ጅቡቲ ናብ የመን ዝጓዓዙ ዝነበሩ ብርክት ዝበሉ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፡ ደሃያ ሃጢሙ...
ትካል ምርምር ኤርትራ ንፖሊሲን ስትራተጅን (ERIPS)፡ ነዚ ኣብዚ ቀረባ እዋን ብሰበ-ስልጣን ጀርመን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተወስደ...
መንግስቲ ግብጺ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ክገብሮ ዝጸንሐ ግዱድ ናይ ምጥራዝ መስርሕ ብዝሓየለ መዳይ ይቅጽሎ ምህላዉ፡ ተሓለቕቲ...