ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ድሕሪ”ቲ ኣብ ማዳጋስካር ዝተፈጸመ ዕልዋ መንግስቲ፡ ንማዳጋስካር ካብ ኣባልነት ሕብረት ኣፍሪቃ ከምዛኣለያ ተገሊጹ። ሕብረት ኣፍሪቃ...
eripm
ብዕብየቱ ካብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ብሰንኪ ኲናት ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ካብን ናብን ሱዳን...
ሰብመዚ ኢምግረይሽን ደቡብ ሱዳን፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ፍጻመታት፡ ሰነዳት መገሻ የብሎምን ዝዝተቫህሉ 17 ኤርትራውያን...
ፕረዚደንት ማዳጋስካር ኣንድሪ፡ “ጀን-ዚ ማዳጋስካር” ተባሂሎም ብዝፍለጡ መንእሰያት እታ ሃገር፡ ንኣስታት ክልተ ሳምንታት ክካየድ ንዝጸንሐ ተቓውሞ ንምጭፍላቅ...
ኢትዮጵያ፡ ናይ ማይ ድሕነትይ ንምሕላው ኣድላዪ ስጉምቲ ክወስድ’የ ክትብል፡ ግብጺ ንዘቅረበቶ መጠንቀቅታ ከምዝነጸገቶ ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ማይን ጸዓትን...
ብሰኑይ 13 ጥቅምቲ 2025፡ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለን ከባቢኣን፡ ኣባላት ኣርሚ 22 ተባሂሎም ዝፍለጡ ኣሃዱ ሓይልታት...
ሽልማት ኖብል ይግበኣኒ”ዩ ኣብ ምባል ዝጸንሐ ዶናልድ ትራምፕ፡ ምስ ናይ ሎሚ ዓመት ተዓዋቲት ሽልማት ኖብል ዝኮነት ማርያ...
ተስፋ ብዝተነብረሉ መንእሰይ ፕረዚደንት ኢብራሂም ትራኦረ እትምራሕ ቡርኪናፋሶ፡ ኣብ ስለያዊ ተግባራት ተዋፊሮም ጸኒሖም ንዝበለቶም ንሸሞንተ ሰራሕተኛታት ትካል...
ብሓምዳን ደጋሎ ሕሚቲ ዝምራሕ ሓይሊ ዳዕመል ሰሪዕ፡ ኣብ ትሕቲ ከበባ ኣብ እትርከብ ከተማ ኤል-ፋሸር ኣብ ዝርከብ መዕቈቢ...
ቬነዙወላዊት ማሪያ ኩሪና ማቻዶ ንሽልማት ኖብል ሰላም 2025 ከምዝበቅዐት ተገሊጹ። ኣብ ሃገራ ቬንዝዌላ ደሞክራስያዊ መሰል ክሕሎን፡ ምልካዊ...