ግብጺ ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘተኮረ ድልዱል ወተሃደራዊ ዝምድና ምስ ሶማልያ ክትምስርት ቃል ምእታዋ ተገሊጹ። ፕረዚደንት ግብጺ...
eripm
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ብቁጽሪ 108 ዝኮኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ሎኪቶኒያላ ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ከባቢታት ዶብ ኬንያን ኡጋንዳን ብሰበስልጣን...
ቀዋሚ ወኪል ኢትዮጵያ ኣብ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ጀነቫ ዝኮነ ኣምባሳደር ጸጋኣብ ክበቤው፡ ጉጅለ ህግደፍ ዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቃሳት...
ኣዴታት ኤርትራ፡ ቅድሚ”ቲ ብጉጅለ ህግደፍ ዝወዓዋዕ ዘሎ ናይ ጽምዶ ፖለቲካ፡ ወግዓዊ ሃገራዊ ምንጋር መስዋእቲ ክካየድን ስድራቤታት ሓዘን...
ኣብ ኣመሪካ ክፍለ ግዝኣት ቴክሳስ ካብ ዝሓለፈ ዓርቢ ጀሚሩ ዝወቅዕ ዘሎ ዝናብ ብዝተፈጠሮ ዕልቕልቕ፡ ቁጽሪ ሂወቶም ዝሰኣኑ...
ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ኣብ ኬንያ ዝተወለዐ ህዝባዊ ተቃውሞ፡ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ብዝሓየለ መልክዑ ኣብ ዝቅጽለሉ...
ኣቶ ጌታቸው ረዳን ብጾቱን ዝመርሕዎ ሓድሽ ውድብ ዴሞክራሳዊ ስምረት ትግራይ፡ ውድብ ህወሓት ምስ ጉጅለ ህግደፍ ብምትሕብባር ትግራይ...
ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ፡ ዘየድሊ ወጻኢታት”ዩ ብምባል ንትካል ሰባኣዊ ረዲኤት USAID ምሉእ ብሙሉእ ደው ከብሎ ምውሳኑ፡ ሚልዮናት ዜጋታት...
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ናብ ተጋሩን ኤርትራውያንን ዘነጻጸረ፡ መንነት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ ይፍጸም ከምዘሎን ገና ውን ይቅጽል...
ጉጅለ ህግደፍ ዘካይዶ ዘሎ ግዙፍ ወተሃደራዊ ስልጠና፡ ምህናጽ ሰራዊትን ስክፍታ ዝፈጥር ምንቅስቃሳትን፡ ጎረባብቲ ኤርትራ ንዝኮና ሃገራት ብሓፈሻ፡...