ኣብ ኣንጎላ ብሰንኪ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ዝተበገሰ ህዝባዊ ተቓውሞ፡ ሓደ ኣባል ፖሊስ ዝርከቦም 22 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ፡...
eripm
ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝኮነ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ጉጅለ ህግደፍ ብዕጥቃዊ ቃልሲ ካብ ስልጣን...
ጉጅለ ህግደፍ ነቶም ንረጋጺ ምሕደሩኡ ተሳጊሮም ኣብ ስደት ዝሰፈሩ ዜጋታት ኤርትራ፡ እግሪ እግሮም እንዳሰዓበ ኣብ መዓልታዊ ሂወቶም...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሩስያ ካብ ሰኑይ ኣትሒዛ ኣብ ውሽጢ “ዓሰርተ ወይ 12 መዓልታት” ምስ ዩክረይን እተካይዶ...
ሃገራዊ ባይቶ ዓፋር ኤርትራ፡ ንውልቀምልካዊ ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ ብብረት ንምምካት፡ ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ንካኣቱ ምድላዋት ይገብር ከምዘሎ...
ዓመታዊ ኣብ ዝካየድ ቃለመሕተቱ፡ ዘቤታዊ ቁጠባዊ መዳያት ሃገር ኣብ ፍጹም ውድቀት ምህላዉን፡ ንቁጠባዊ ዕቤት ውሽጡ ሃገር ኣመልኪቱ...
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ መሓመድ፡ ንኣዛዚ ሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ካብ ስልጣኑ ንምእላይ ይሓስብ ምህላዉ ማዕከን ዜና ሶማሊ...
ጥምረት ፖለቲካውያን ውድባት ሱዳን፡ ኣብቲ ኣብ ኣመሪካ ክእንገድ ተወጢኑ ዘሎ ዘተ ሰላም ሱዳን፡ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከም...
ESU ተባሂሉ ዝጽዋዕ ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ፡ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ቃለመሕተቱ ስም ኢማራት ንምልዓዓል ዝተጠቅመሎም...
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ንግብጺ ናይ 4.7 ቢልዮን ዶላር መሸጣ ኣጽዋር ከምዘጽደቀ ተገሊጹ። ብመሰረት እዚ ጸዲቁ ዘሎ...