መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ፡ ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ክገብሮ ካብ ዝጸንሐ ናይ ኲናት ምትኩታኽ፡ የዝልቅ ምህላው...
eripm
መራሒ ዩናግዳ ንምኳን ን8ይ ግዚኡ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ እታ ሃገር ኣብ ምውድዳር ዝርከብ ፕረዚደንት ቡሴቬኒ፡ ልክዕ ከምቲ...
ኤርትራዊት-ሽወደናዊት መንእሰይ ቫነሳ ጽሃየ፡ ብልጽቲ ተጣባቂት ሰባኣዊ መሰል ብምኳን፡ ናይ 2025 ተሸላሚት The Magnitsky Award ክትከውን በቂዓ።...
ኢትዮጵያ ብምትኹታኽ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ዝጸንሓ ትዕግስቲ ይጽንቀቅ ምህላዉ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ጌድዮን...
ብጀነራል ሓምዳን ደጋሎ ሕሚቲ ዝምራሕ ዕጡቅ ሓይሊ ቅልጡፍ ደገፍ RSF፡ ኣብ ሱዳን ዝፈጸሞ ገበን ምጽናት ዓሌት ንምክዋልን...
ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ሸርፊ ወጻኢ ተሳቲፎም ዝተባህሉ ሓያሎ ጥርጡራት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉን፡ ብርክት ዝበሉ ናይ ባንክ...
ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድን፡ ንሱ ዝመርሖ መንግስቲ ብልጽግናን ካብ ስልጣን ንምእላይ፡ ምስ ኩሎም ናይ ኢትዮጵያ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ተጠቂሙ ኣብ ልዕሊ ሓይልታት ትግራይ ዝፈጸሞ መጥቃዕቲ፡ ካብ መሬታዊ...
ዝበዝሕ ግዜ ንወተሃደራዊ ኣገልግሎት ዝውዕል፡ ኣብ ከተማ ባጽዕ ዝርከብ ማዕርፎ ነፈርቲ፡ ብድላይ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ግጭት ሓድሕድ...
ህወሓት ኣብ ትሕቲ መሬት ቀቢርዎ ዝጸንሐ BM ዝዓይነቱ መዳፍዕ፡ ኣውጺኡ ናብ ኤርትራ የግዕዞ ምህላዉ ኣምባሳደር ሙኡዝ ገብረሂወት...