ምስማዕ ተወሰኽቲ መሰኻኽርን መስርሕ ፍርድን ዕሉል ኣሰጋጋሪ ሰባት ኤርትራዊ ዝመበቈሉ ብወሊድ ዝፍለጥ ተወልደ ጐይትኦም ካብ 3 ሕዳር...
eripm
ሓይልታት ዳዕመል ሰሪዕ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ዝሓዝዋን ኣብ ምዕራብ ዞባ ሱዳን ኣብ ትርከብን ከተማ ኤል ፋሸር፡...
ጉጅለ ህግደፍ ብመንገዲ ሚኒስተር ዜና የማነ ቻርሊ ኣቢሉ ኣብ ዝሃቦ ቀጥታዊ ግብረመልሲ፡ ኣብ 28 ጥቅምቲ ንዝቐረበ መግለጺ...
መራሒ ጉጅለ ህግደፍ ውልቀመላኺ ኢሰያስ፡ ናይ 5ተ መዓልታት ዑደት ንምፍጻም ናብ ግብጺ ከምዝገሸን ምስ ፕረዚደንት ዓብደል ፋታሕ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ኩሉ ናብ ትግራይ እንሰዶ በጀት ኣብ ወተሃደራዊ መዓላ ይውዕል ብምህላው፡ ትግራይ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ፓርላማ እታ ሃገር ተረኪቡ ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ኣካይዳ ጉጅለ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ትማሊ ኣብ ባይቶ እታ ሃገር ቀሪቡ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ዝምድና...
ንኣስታት ሓደ ዓመት ብጉጅለ ህግደፍ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሽዱሽተ ባሕረኛታት ዜጋታት ስሪላንካ ከምዝተፈትሑ ተገሊጹ። እቶም ንልዕሊ ሓደ ዓመት...
ኬንያ ነቲ ካብ ስደተኛታት ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንዝቐርብ ዘሎ ሕቶ ዕቝባ ሓደ ብሓደ ክትምርምሮ ምዃና ብምሕባር፡ ነቲ...
ንክልላት ዓፋር ትግራይን ኣምሓራን ዘጠቃልል ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ፡ ምስ ወደባት ጁቡትን ኤርትራን ብመስመር ባቡር ንምትእስሳር፡ ሓዲድ ናይ...