ኣብ ህንዳዊ ውቅያኖስ ዝጠሓለት መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኢራን፡ ካብ ሳብማሪን ኣመሪካ ብዝተተኮሰላ ‘ቶርፔዶ’ ከምዝተሃረመት ጸሓፊ ምክልኻል ኣመሪካ...
Month: March 2026
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ትማሊ ብቋንቋ ትግርኛ ኣብ ዝተፈነወ ቃለመሕተቱ፡ ህግደፍ ንኤርትራን ህዝባን ዘዕነወ...
ኤርትራዊት ጓለንስተይቲ ኣብ ታሪክ ሪኣቶ ዘይትፈልጥ ሕሰምን መከረና ክወርዳ ዝደረኸ ጉጅለ ህግደፍ: 8 መጋቢት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡...
ኣመሪካ ብመንገዲ’ቲ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ኤምባሲኣ ኣቢላ፡ ኣብ ጅቡቲ ንዝርከቡ ሰራዊትን ዲፕሎማትን ናይ ጸጥታ መጠንቀቕታ ከምዝለኣኸት ተገሊጹ።...
ሓይሊ ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን እስራኤል ዝኮነ ሞሳድ፡ ኢራን ሞት ዓሊ ኻሜኒ ቅድሚ ምርጋገጻን ብወግዒ ቅድሚ ምግላጻን፡ ንሞት...
ምስ እስራኤልን ኣመሪካን ናብ ምሉእ ኲናት እንተኣትያ፡ ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቅ ንዝርከብ መዓስከራት ኣመሪካ ብቀጥታ ከተጥቅዕ ምኳና...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሃገሩ ምስ እስራኤል ብምኳን ኣብ ልዕሊ ኢራን ብዝወሰደቶ ፈላሚ ወተሃደራዊ ስጉምቲ፡ 48 ወተሃደራውያን...