ብቀዳም ዕለት 26 ሚያዝያ ኣብ ካቶሊክ ዩኒቨርስቲ ዋሺንግተን ዲሲ፡ ብ ዮሴፍ ናይ መሪሕነት ኣካዳሚ ዝተመወለ ፡ ፖለቲካዊ...
Year: 2025
ህግደፍ ክሳብ ክንደይ ብኤርትራዊ ደንበ ፍትሒ ተሻቒሉ ከምዘሎ ፡ ኣብቶም ካብ ዉሽጢ ሃገር ብቐጻሊ ከሰናድኦም ጀሚሩ ዘሎ...
ሰብመዚ ሩስያ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሩስያ ሜጀር ጀነራል ያሮስላቭ ኣብ ከባቢ ሞስኮ ብዝተፈጸመ ናይ መኪና ቦምብ መጥቃዕቲ...
ቻይና ንቦይንግ ንፕረዚደንት ትራምፕ ብዝወሰዶ ልዑል ቀረጽ ሕነ ንምፍዳይ ዝኣዘዘተን ነፈርቲ ክመልስ ከምዝኣዘዘት ሓላፊ ኣመሪካዊ ትካል ኣፍራዪ...
ኣብ ትሕቲ ተልእኾ ደገፍን ምርግጋእን ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ (AUSSOM) ሰራዊት ዘበርከታ ሃገራት ኣኼባ ኣብ ኡጋንዳ ኣካይደን።...
ኣብ ማዕከናት ዜና እስራኤል ብመሰረት ወጽዩ ዘሎ ሓበሬታ ብሓሙስ 24 ሚያዝያ ምሸት ብወገን ዶብ ጆርዳን ክልተ ኤርትራውያን...
ካብ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኣትሒዙ፡ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንዝጸንሐ ኣቶ ጌታቸው ብምትካእ፡...
ሃገር ረመጽ ኮይናቶም ዝሓሸ ናይ ናብራ ዕድላትን ናይ ምንባር ነጻነትን ንምርካብ ናብ ስደት ኣብ ልዕሊ ዘምርሑ መንእሰያት፡...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ንኣስታት ክልተ ዓመታት ዝቐጸለ ዕጥቃዊ ግጭት መንግስቲ ፈደራልን ሓይልታት ፋኖን፡ ካብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣትሒዙ...
ቅድሚ ሒደት መዓልታት ካብ ጅቡቲ ናብ የመን ዝጓዓዙ ዝነበሩ ብርክት ዝበሉ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፡ ደሃያ ሃጢሙ...