ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንሕብረት ኤውሮጳን ዩክሬንን ዝሓወሰ ስሉሳዊ ኣኼባ ክካየድን፡ እቲ ዝርርብ ብዝተኻእለ መጠን ብቕልጡፍ ክካየድን...
Year: 2025
ውድብ ህወሓት ትማሊ ኣብ ዘውጽኦ ሰሙናዊ መልእኽቲ፡ መንግስቲ ፈደራል ሓላፍነቱ ክዋጻእ ከምዘይከኣለን፡ ባኣንጻሩ ብዝተፈናቀሉ ዜጋታት ፖለቲካዊ መኽሰብ...
ብስም ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ተቀባልነት ናይ ጽምዶ ፖለቲካ ንምብራኽ ኣብ ጻዕሪ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን...
ንዝሓለፈ ኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተደጋጋሚ ግዜ ናይ ዘረፋን ቅትለትን...
ኣብ ዝሓለፈ ረቡዕ፡ ኣስታት 100 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ደሴት ላምፔዱሳ ናይ ኢጣልያ ድሕሪ ምግልባጣ፡ ብውሕዱ 26...
መራሒ ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን፡ ምስ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብፍሉይ ጸጥታ ኣብ ዝተሰነየ ማዕርፎ ነፈርቲ ኣላስካ ከምዝተራኸቡ...
ደቡብ ሱዳን ብጉዳይ ምግዓዝ ፍልስጤማውያን ካብ ጋዛ ምስ እስራኤል ዝኾነ ይኹን ዝርርብ ከምዘይገበረት ኣፍሊጣ። ደቡብ ሱዳን ነዚ...
ውድብ ህወሓት ኣብ ከተማ ሰንዓፈ ቤት ጽሕፈት ከፊቱ፡ ምምሕዳሩ ናብ ኤርትራ ከምዘግዓዞ፡ ሓደ ላዕለዎት መራሕቲ ሰልፊ ባይቶና...
መንግስቲ ካናዳ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ናይ መገሻ ሓበሬታ፡ ዜጋታቱ ናብ ኤርትራ ከይገሹ ኣጠንቂቑ።...
ገዛኢ ሰልፊ ብልጽግና ኢትዮጵያ፡ ንኤርትራ ኣብ “ምክፋእን ምስይጣንን” ተጸሚዱ ከምዘሎ ወሃቢ ቃል ጉጅለ ህግደፍ የማነ ቻርሊ ኣብ...