ቀንዲ ኣማካሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ምብራቅ ኣፍሪቃ ዝኮነ ጌታቸው ረዳ፡ ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተፈጢኡ...
Year: 2025
ጉጅለ ህግደፍ መቀጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ገበንን በደላትን፡ ሕጂ ውን ከባቢታት ቀራና ጉዶ...
ላዕለዋይ ልኡኽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ማሳድ ብሉስ፡ ኣመሪካ ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ደው ንምባል ዘቕረበቶ...
ሃገራዊ ሰራዊት ጊኒ ቢሳው፡ ሰለስተ መዓልታት ድሕሪ ኣካታዒ ፕረዚደንታዊ ምርጫ እታ ሃገር፡ ንፕረዚደንት ሲሶኮ እምባሎ ኣብ ቀይዲ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምብጻሕ ዘካየደ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ፡ ብዛዕባ ቀይሕ ባሕሪን ጠለባት ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ምስ ፊልድ...
ክፍሊ ኢሜግሬሽን ነርወይ UDI፡ ብውልቀምልካዊ ምሕደራ ጉጅለ ህግደፍ ከምዝተሰዱ ቃል ሂቦም ወረቀት ኣብ ልዕሊ ዝረኸቡ ደገፍቲ ምልኪ፡...
እስራኤል ኣብ ሰሜናውን ማእከላይን ክፋል ጋዛ ብዘካየደቶ ተኸታታሊ መጥቃዕቲ ነፈርቲ፡ ብውሕዱ 22 ፍልስጤማውያን ከምዝተቐትሉ፡ ሰብመዚ ሕክምናን ሲቪላዊ...
መንግስቲ ኬንያ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት፡ ገንዘብ እንዳከፈለ መንእሰያት ኣብ ምፍርራሕ ተጸሚዱ ምንባሩ...
ትማሊ ኣብ ክልል ዓፋር ከባቢታት ኤርታል ዝነቶገ እሳተጎመራ፡ ዝፈጠሮ ድምጽን ዒግታ ትክን ኣብ ህዝቢ እቲ ከባቢ ከቢድ...
ላዕለዋይ ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ስዊዘርላንድ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ እታ ሃገር፡ ፓስፖርት ወይ መንበሪ ፍቓድ ንምርካብ፡ ናብ ኤምባሲ...