ውድብ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ተፈጢሩ ዘሎ ሕጽረት ነዳድን፡ ንሱ ዘስዓቦ ቁጠባዊ ቀውስን ከም ምኽንያይ ብምጥቃስ፡ ትግራይ...
Year: 2025
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ማርያ ማልሞ ስቴነርጋርድ፡ ዝሓለፈ ረቡዕ ናብ ከተማ ኣስመራ ብምብጻሕ፡ ምስ ጉጅለ ህግደፍ ተዛትያ...
ሽወደን ምስ ጉጅለ ህግደፍ ንምዝታይ ናብ ኤርትራ ሉኡኽ ምስዳዳን፡ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ተካይድ ዘላ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ...
ኣብ ዞባ ደቡብ ኑኡስ ዞባ ጾሮና ምምሕዳር ሎጎ ሳርዳ፡ ኣብ ልዕሊ ኣብ ምህርቲ ዝበጽሐ ዘራእቲ ብዝተፈጥረ ባርዕ...
ጸረ ህዝብን ሃገርን ብምኳን ንዝሓለፉ 35 ዓመታት ሃገር ኣብ ደልሃመት ደርብዩዋ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ: ብዘይ ዝኮነ ክስን...
ኣመሪካ ንዜጋታት ኢትዮጵያ ትህቦ ዝነበረት ግዝያዊ ሕጋዊ ከለላ ከምዘቋረጸትን ንዓዶም ክምለሱ ከምዝኽእሉን፡ ምምሕዳር ዲናልድ ትራምፕ ኣብ’ዚ ቀረባ...
ንዝሓለፈ ኣስታት 35 ዓመታት ብዝተኸተሎ ናይ ጥፋኣት ፖሊሲ፡ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከም ኣባጓይላ ኲናት ዝፍለጥ ውልቀመላኣኺ...
ላዕለዋይ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፡ ጉጅለ ህግደፍ ንኣስታት 18 ዓመታት ብዘይፍርዲ ኣሲርዎም ዝጸንሐ 13 ዜጋታት ምፍትሑ...
ኣብ ኣመሪካ ግዝኣት ሮድ ኣይላንድ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባሩስ ኤንድ ሆሊ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ ክልተ ሰባት ከምዝተቀትሉን ትሽዓተ ከምዝቆሰሉን...
ኣብ ከተማ ኣልፋሻር ኣብ ዝተፈጸመ ኣሰቃቒ ገበናት ኲናት፡ ንህጹሃን እንዳቀንጸለ ብቪዲዮ ዝተቓልዐ ሓደ ኣዛዚ ዳዕመ-ሰሪዕ፡ ብመንግስቲ ዓባይ...