ደቡብ ሱዳን መስመር ነዳዲ ሄግሊግ ንምሕላው ናብ ሱዳን ሰራዊት ከምዝለኣኸት ኣፍሊጣ። ቅድሚ ዝተወሰነ መዓልታት ዕጡቃት ሓይልታት ቅልጡፍ...
Month: December 2025
ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረዝ፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን ስምምዕ ኣልጀርስ ከኽብራን፡ ካብ ጎነጻዊ ኣካይዳ ክቁጠባን ጸዊዑ። ዋና...
ጉጅለ ህግደፍ ኣባልነት ኤርትራ ካብ ዞባዊ ውድብ ኢጋድ ከምዝስሓበ ድሕሪ ምግላጹ፡ እቲ ጉጅለ ብዝወሰዶ ስጉምቲ ከምዝሓዘነ ዞባዊ...
ብምምሕዳር ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝወጸ “ሓድሽ ስትራተጂ ሃገራዊ ድሕነት ኣመሪካ”፡ ሃገሩ ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ እተካይዶ ሽርክነት፡...
ኲናትን ዕግርግርን ዶንግይዎ ኣብ ምዕልባጥ ዝርከብ ውልቀመላኺ ኢሰያስ፡ ኣብ ግብጽን ሱዳንን ድሕሪ ዘካየዶ ምብጻሕ፡ ናይ ስራሕ ዑደት...
ብጉዳይ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ምስ ጉጅለ ህግደፍ ጽቡቅ ዝምድና ፈጢራ እትርከብ ግብጺ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብወግዕን ብዘይተገልጸ ስቱር...
ኣብ መንጎ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎን ሩዋንዳን፡ ታሪኻዊ ስምምዕ ከምዝተፈረመ ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጡ። መራሕቲ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎን ሩዋንዳን፡...
መቀጸልታ ናይቲ እንዳተደጋገመ ዝመጽእ ዘሎ መተሃደራዊ ሰውራ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሃገረ ቤኒን ውን ብተመሳሳሊ፡ ምስ ናይ ዝሓለፈ ክስተታት...
ኣመሪካ ኣብ መንጎ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን፡ ሶማልን “ሓድሽ ግጭታት ንከይልዓል ኣብ ምክልኻል” ብትኹረት ክትሰርሕን፡ ንሰላም ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ...
ትማሊ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ፡ ኣብ ከተማ መቐለ ኣንጻር ግዚያዊ ምምሕዳር እታ ክልል ዝተበገሰ ወተሃደራዊ ምንቅስቃሳት ከምዝተካየደን፡...