ዓቢ ስም እትውንን ህብብቲ ሶማላዊት ድምጻዊት ሆዳን ዓደንን፡ ካልኦት ሓያሎ ሶማላውያን ስደተኛታትን ዝጸዓነት ጃልባ፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ...
Month: November 2025
ንኽልላት ኣምሓራን ትግራይን ኣብ ዘሰሓሕብ ዞባ ወልቃይት ዘሎ ወተሃደራዊ ሓይሊ፡ ብዘይ ዝኮነ ተወሳኺ ሓገዝ፡ ጸላኢ ኣጥቂዑ ናይ...
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ብዝተዘርግሐ ናይ ገበን መርበባቱ ኣቢሉ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዜጋታት ኤርትራ ንዝፍጽሞ ገበናት...
ውድብ ህወሓት ዶብ ሰጊሩ ናብቲ ክልል ዓፋር ብምእታው፡ ኣብ ውሽጢ እቲ ክልል መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመን 6 ቀበሌታት ከምዝተቆጻጸረን...
ንዝሓለፈ ልዕሊ 20 ዓመታት፡ ሕሱም ጭቆናን ባርነትን ተጸይኑ፡ ዶብ ጥሒሱ ክሰግር ኣብ ልዕሊ ዝፈተነ መንእሰይ ሃገር ናይ...
ካብ ኲናትን ወረ ኲናትን ወጻኢ ክነብር ዘይክእል ጉጅለ ህግደፍ፡ ካብ እዋን ምውላዕ ደማዊ ኲናት ትግራይ ኣትሒዙ፡ ንዝሓለፈ...
ኣብ ዕድመ ስልጣኑ ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ብምኳን፡ ኣረሜናዊ ግፍዕታት ክፍጽም ዝጸንሐን ገና ውን ኣብ ምፍጻም ዝርከብን ጉጅለ...
እስራኤል ን14 ዓመታት ኣብ ሃገራ ክቕመጥ ከም ዝጸንሐ ዝተነግረሉ ደጋፊ ጉጅለ ህግደፍ፡ ብሰኑይ 3 ሕዳር 2025 ናብታ...
ላዕለዋይ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ኢትዮጵያ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ድሕሪ ወዕል ፕሪቶርያ ዝወስዶም...
ትማሊ ሰንበት 2 ሕዳር 2025፡ ምስ ክልል ዓፋር ኣብ ዘዳውብ ኣብ ከባቢታት ራያ ዓዘቦ፡ ኣብ ሞንጎ ሓይልታት...