ኩነታት ናይታ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ስደተኛታት ሒዛ ዝተበገሰትን፡ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ድሃይ ዘይብላን መርከብ ንብዙሓት ስድራቤታት...
Month: September 2025
ኣብ ሰላምን ምርግጋእን ክነብር ዘይክእል ጉጅለ ህግደፍ፡ መቀጸልታ ናይቲ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ናይ ኲናት ምትኩታዃት፡...
መንግስቲ ብሪጣኒያ፡ ካብ ዝመጽእ ሰሙን ጀሚሩ ስደተኛታት ናብ ፈረንሳ ምገጓግ ከም ዝጅምር ቢቢሲ ዝረኸቦ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። ውሳነ...
ግዚያዊ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ፡ ምስራዝ ሕጋዊ ኣፍልጦ ውድብ ህወሓት ተቐባልነት ከምዘይብሉ ብምጥቃስ፡ ምርጫ...
ዶናልድ ትራምፕ፡ ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ጆ ባይደን ምስ ኵናት ትግራይ ብዝዛመድ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኤርትራን ዘጽንዖ እገዳታት...
ኣብ ሃገረ ኔፓል ኣንጻር እገዳ ማሕበራዊ ሜድያታት ዝጀመረ ህዝባዊ ተቓውሞ፡ Gen Z ተባሂሉ ብዝፍለጥ መንእሰያዊ ምንቅስቓስ እንዳተመርሐ...
ካብ ፖለቲካዊ ሕቶ ህዝቢ ንምህዳምን ንምኽዋልን፡ ወትሩ ኣብ ናይ ኲናት ሃዋሁ ክነብር ዝመርጽ ጉጅለ ህግደፍ፡ ንፖለቲካዊ ድኻማት...
ካብ እዋን እግሪ ተኽሉ ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክቱር ራዕድን ምጥርጣን ዝስምዖ ጉጅለ ህግደፍ፡ ህዝቢ ኤርትራ...
እስራኤል ኣብ ርእሰ ከተማ ቐጠር ዶሓ ናብ መራሕቲ ፍልስጤማዊ ጉጅለ ሓማስ ዘነጻጸረ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ከምዝፍጸመት ኣፍሊጣ። ሰራዊት...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ነበር መለስ ዜናዊ ብዘቐመጦ እምነመሰረት፡ ቅድሚ 14 ዓመታት ህንጸቱ ብወግዒ ዝፈለመ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ...