ሓይልታት እስራኤልን፡ ዕጡቓት ሓማስን ተወዳዲቦም ናብ ማእከል ከተማ ቓዛ ይቀርቡ ብምህላዎም፡ ኣብ ውሽጢ ከተማ ቃዛ ውግእ ከይካየድ...
Month: September 2025
ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፡ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያን ግብጽን፡ ናብ ግጭት ንክኣትው ዝደፍእ...
ኢትዮጵያን ኬንያን ድሕሪ 62 ዓመታት ንፈለማ እዋን ዓቢ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ክህልወን ስምምዕ ምፍራመን ተገሊጹ። እቲ ትማሊ ኣማስዩኡ...
ሓያሎ ሃገራት ዓለም፡ ንሃገርነት ሃገረ ፍልስጤም ኣፍልጦ ናብ ዝህባሉ ዘለዋ እዋን፡ ፈረንሳ ውን ኣፍልጦ ሃገርነት ፍሊስጤም ምእዋጃ...
ኣብዚ እዋን’ዚ ንከተማ መቐለ ሓዊስካ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ፡ ውድባዊ መድረኻት ይካየዱ ምህላዉ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ እቲ ብህወሓት...
ጉጅለ ህግደፍ ትማሊ ኣማስዩኡ ብመንገዲ ናይ ሚዲያ ወሃቢ ቃሉ የማነ ቻርሊ ኣብ ዝሃቦ መተሓሳሰቢ፡ ብጉዳይ ዋንነት ኣፍደገ...
ንኲናት ኣብ ዝዳለወሉ ግዜ ዘገድስዎ ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ማእሰርቲ ብምፍታሕን ካብ ምድስካል ናብ ንጡፍ ስራሕ ብምምላስን ዝፍለጥ...
ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ብንጥፈት ዝዋሳእ ዘሎ ጉጅለ ህግደፍ፡ ላዕለዎት መራሕቲ ህወሓትን፡ ኣዘዝቲ ሓይልታት ፋኖን ዝተሳተፍዎ ስሉሳዊ ዘተ፡...
ኣብ 18 መስከረም 2001 ንዝተፈጸመ ምዕጻው ጋዜጣታት ብሕትን ምእሳር ጋዜጠኛታትን ምክንያት ብምግባር፡ ዓመታዊ ሽልማት መሰል ምግላጽ ሓሳባት...
መርማሪ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ እስራኤል ኣብ ቃዛ ኣብ እተካይዶ ዘላ ወተሃደራዊ ወፍሪ፡ ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ገበናት...