ግንባር ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ግዝኣታት ሰንሲናቲ ኦሃዮ፡ ዳላስ ቴክሳስ፡ በይ”ኤርያ ካሊፎርንያ፡ ከሙኡ...
Month: August 2025
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንሕብረት ኤውሮጳን ዩክሬንን ዝሓወሰ ስሉሳዊ ኣኼባ ክካየድን፡ እቲ ዝርርብ ብዝተኻእለ መጠን ብቕልጡፍ ክካየድን...
ውድብ ህወሓት ትማሊ ኣብ ዘውጽኦ ሰሙናዊ መልእኽቲ፡ መንግስቲ ፈደራል ሓላፍነቱ ክዋጻእ ከምዘይከኣለን፡ ባኣንጻሩ ብዝተፈናቀሉ ዜጋታት ፖለቲካዊ መኽሰብ...
ብስም ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ተቀባልነት ናይ ጽምዶ ፖለቲካ ንምብራኽ ኣብ ጻዕሪ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን...
ንዝሓለፈ ኣስታት ክልተ ዓመታት ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተደጋጋሚ ግዜ ናይ ዘረፋን ቅትለትን...
ኣብ ዝሓለፈ ረቡዕ፡ ኣስታት 100 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ደሴት ላምፔዱሳ ናይ ኢጣልያ ድሕሪ ምግልባጣ፡ ብውሕዱ 26...
መራሒ ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን፡ ምስ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብፍሉይ ጸጥታ ኣብ ዝተሰነየ ማዕርፎ ነፈርቲ ኣላስካ ከምዝተራኸቡ...
ደቡብ ሱዳን ብጉዳይ ምግዓዝ ፍልስጤማውያን ካብ ጋዛ ምስ እስራኤል ዝኾነ ይኹን ዝርርብ ከምዘይገበረት ኣፍሊጣ። ደቡብ ሱዳን ነዚ...
ውድብ ህወሓት ኣብ ከተማ ሰንዓፈ ቤት ጽሕፈት ከፊቱ፡ ምምሕዳሩ ናብ ኤርትራ ከምዘግዓዞ፡ ሓደ ላዕለዎት መራሕቲ ሰልፊ ባይቶና...
መንግስቲ ካናዳ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ናይ መገሻ ሓበሬታ፡ ዜጋታቱ ናብ ኤርትራ ከይገሹ ኣጠንቂቑ።...