ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ፡ ዘየድሊ ወጻኢታት”ዩ ብምባል ንትካል ሰባኣዊ ረዲኤት USAID ምሉእ ብሙሉእ ደው ከብሎ ምውሳኑ፡ ሚልዮናት ዜጋታት...
Month: July 2025
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡ ናብ ተጋሩን ኤርትራውያንን ዘነጻጸረ፡ መንነት መሰረት ዝገበረ ማእሰርቲ ይፍጸም ከምዘሎን ገና ውን ይቅጽል...
ጉጅለ ህግደፍ ዘካይዶ ዘሎ ግዙፍ ወተሃደራዊ ስልጠና፡ ምህናጽ ሰራዊትን ስክፍታ ዝፈጥር ምንቅስቃሳትን፡ ጎረባብቲ ኤርትራ ንዝኮና ሃገራት ብሓፈሻ፡...
ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ፡ ነቲ ኣመሪካ ንትካላት ረድኤት ትህቦ ዝነበረት ገንዘባዊ ምወላታት ደው ክብል ምእዛዙ፡ ክሳብ 2030 ኣብ...
ኣብ ትሕቲ ውድብ ሕብራት ሃገራት ዝምእከል ውድብ ምግቢ ዓለም፡ ብዙሓት ተመዛበልቲ ኣብ ዝርከበሉ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ...
ጉጅለ ህግደፍ ካብ ቅድሚ ዝተወሰነ ዓመታት ኣትሒዙ፡ ኣብ መላእ ሃገር ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ ኣብ ምቅልጣፍ ዓቢ እጃም...