ንጉዳይ ትግራይ ብቅርበት ዝከተታል ዓለምለካዊ ትካል ሰብኣዊ መሰላትን፡ ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊን ኢባህሪ፡ ውዕል ፕሪቶርያ ንዝነበረ ደማዊ...
ኣብ ሊብያ ኣብ ትሕቲ መሓዩር ዝጸንሑ 165 ሶማላውያን ስደተኛታት፡ ብሓገዝ IOMን ሕብረት ኤውሮጳን ብሰላም ናብ ሃገሮም ከምዝተመልሱ...
ኣብ ክልል ትግራይ፡ ወላ ውን ድምጺ ሓንቲ ጥይት ክስማዕ የብሉን ክብል፡ ሚኒስተር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣብርሃም በላይ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ንህሉው ኩነታት ሱዳን “ዓቢ ሰብኣዊ ቅልውላው” ክብል ድሕሪ ምግላጹ፡ ኣብታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ወተሃደራዊ...
ኤርትራ ዘይተሳተፈቶ ወተሃደራዊ ልምምድ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ማያዊ ግዛኣት ባሕሪ ሱዕዲ ዓረብ ከምዝተካየደ ተገሊጹ። እቲ “ቀይሕ...
ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከቢድ ናይ ቃላት ኲናት ተጸሚዱ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ትማሊ ኣማስዩው ውን ምስቲ ኣብ...
መንግስቲ ካናዳ ናብ ኢትዮጵያ ንዝግበር ዝኮነ ይኩን ጉዕዞ ኣመልኪቱ ሓድሽ ናይ ጉዕዞ መጠንቀቕታ ከምዘውጸአ ተገሊጹ። እቲ ብቤት...
ኣብ ዝሓለፉ 30 ዓመታት፡ ኣብ ትሕቲ ኣረሜናዊ ምሕደራ ጉጅለ ህግደፍ ብምውዳቃ፡ ቁጽሪ ኣልቦ ፍልሰት ዜጋታት ኣብ ምእንጋድ...
ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ ኤርትራውያን፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ውልቃዊ ተበግሶ ንዝነበሮም 28 ተቃለስቲ፡ ብመንገዲ ትካል ኤሪፒኤም ናይ...
ኣብ ወልቃይት ጸገደ ዞባ ሰቲት ሑመራ፡ ኣብ ውሽጢ ምምሕዳር ከተማ ዳንሻ፡ ጸረ ዳጋማይ ጥፋኣት ዝተሰምየ ወተሃደራዊ ስልጠና፡...